Tigrinya

Subscribing to an SBS podcast couldn't be easier. Simply click the Subscribe button and select your preferred subscription method from the menu. Podcasting help.

Latest Episodes

“መን’ዩ ተሓታቲ?” ትዕዝብተይ ኣብ ሰብ ሓዳር ዲያስፖራ

መንዩ ተሓታቲ? ትዕዝብተይ ኣብ ሰብ ሓዳር ዲያስፖራ

ጠባዩ ቀይሩ / ጠባያ ቀይራ ካብኡ ሓሊፉ..

  • Upload25 Feb 2017

  • Duration06 Minutes

  • Download3MB

ሞዛይክ ባህሊ ኤስ.ቢ.ኤስ (25 ለካቲት 2017)

ዓይነታትን ትርጉማትን ሕድሪን ዋሕስን ብመንጽር ሕግታት እንዳባ።

  • Uploaded25 Feb 2017

  • Duration20 Minutes

  • Download10MB

“ሓዲሽ እማመ ፍታሕ ንግጭት ኢትዮ-ኤርትራ ምስ ህዝቢ ክዝተየሉ እዩ።" ቀ.ሚ. ሃይለማርያም ደሳለኛ

ናይ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚኒስተር ሃይለማርያም ደሳለኛ ኣብ ሑመራ ካብ ህዝቢ ሕቶ ብዛዕባ ፍታሕ ዶብ ኢትዮጵያ ኤርትራ ምላሽ ሂቦም።

ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ስደተኛታት ሓገዝ ዝዉዕል ሕብረት ኣውሮጳ 30 ሚሊዮን ዩሮ ሰሊዑ።

 

  • Uploaded25 Feb 2017

  • Duration02 Minutes

  • Download1MB

ደገፍ መንግስቲን ዓይነታት ኣገልግሎት መውዓሊ ቆልዑን

ብዙሓት ደቂ ኣንስትዮ ናብ ስራሕ ኣብ ዝዋፈራሉ እዋን ዝጥዕምን ዓቕሚ ዘፍቅዶ ክፍሊት ዘለዎ ኣገልግሎት ምእላይ ቆልዑ ወይ child care ክዓቢ ይረኣሎ። ስለዚ ንነፍሲ ወከፍ ስድራ ዝከውን ኣገልግሎት ምእላይ ቆል ዑ ወይ መው ዓሊ ቆልዑ ከምዘሎ ብምንታይ ትፈልጡ? ነቲ መንግስቲ ነዚ ኣገልግሎት ዝህቦ ናይ ገንዘብ ደገፍ መሰል ምርካብ ኣለኩምዶ? እዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ መልሲ ኣለዎ።

 

  • Uploaded24 Feb 2017

  • Duration08 Minutes

  • Download4MB

Weekly Sport (23/02/2017)

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (23/02/2017)

ኣብ ዙር ዖማን 2017 መርሃዊ ቅዱስ ናይ ዝለዓለ ደረጃ ብቕዓቱ ኣመስኪሩ፥ ኣብ ኣህጉራዊ ሻምፒዮና ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ 2017 ጋንታታት ኤርትራን ኢትዮጵያን መዳልያታት ኣዋህሊለን፥ ሶሻል መድያ (ማሕበራዊ መድረኻት) ንመልክዕ ደገፍ ስፖርት ዓለም ይቕይሮ፥

  • Uploaded23 Feb 2017

  • Duration11 Minutes

  • Download5MB

Podcast Help

Podcasting is a free service to subscribe to your favourite SBS programmes. If you're new to podcasting check out our help section to get started.

ADVERTISEMENT

DVDs and Downloads at the SBS Shop

Visit the SBS Shop online for DVDs and downloads of the programs you love.

Books at the SBS Shop

Visit the SBS Shop online for fascinating books and inspiring cookbooks perfect for home and as gifts.