Advertisement
Close

Select embed width then copy and paste code into your website.

መጽናዕቲ ከምዝሕብርዎ ቀዳሞት ህዝቢታት ኣውስትራሊያ ኣብ ዓለም እቶም ዝጠንተዉን ናይ 50 ሺሕ ታሪኽ ህላውነት ዘለዎም እዮም። ኣብ 2014 ዝትገብረ መጽናዕቲ ከምዝሕብሮ፡ 30 ሚእታዊ ኣውስትራኢያዊያን እዮም ብዛዕባ ባህልን ታሪኽ ደቀባት ኣቦርጂንን ቶረስ ስትረይትን ዝፈልጡ፡፣ኣብ 1788 ኣውሮጳዊያን እግሮም ኣብ ኣውስትራሊያ ካብ ዝረገጹላ ዕለት ጀሚሮም ነቲ ኣብዚ ዝጸንሖም ህዝቢ ከጽንቱ፡ ሰብኣዊ ክብሪ ዝቕንጥጥ፡ ቀጻሊነት ልምድን ባህሊን ቋንቋን ክጥፍእ ዘይተጠቕምሉ ፖሊሲ ኣይነበረን፡ ብዛዕባ ደቀባት ኣውስትራሊያዊያን ብዛያዳ ንምፍላጥ ነዚ ብምጥዋቕ ክትሰምዑ ትኽእሉ ኢኹም። 

By
Beyene Semere
Published on
Friday, November 25, 2016 - 14:04
File size
4.9 MB
Duration
10 min 48 sec