Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
SBS TIGRINYA

“ብመሰረት ኣህጉራዊ ሕጊ፡ ኤርትራ እንተፈትያ ጥራይ እያ፡ ኢትዮጵያ ኣፍ ደገ ባሕሪ ክትጥቀም ትኽእል።” ዶ/ር ዳኒኤል

ኣብ ዝሓለፈ እዋን መጀር ጀነራል ኣበበ ተክለሃይማኖት ካብ ዝገበሮ ቃለ መሕትት ፤ ኢትዮጵያ ወናኒት ቀይሕ ባሕሪ ምዃና ወደብ ክትውንን ሕጋዊ መሰል ከምዘለዋ ከም ዝገለጸ ኣቕሪብና ኔርና። ነዚ መሰረት ብምግባር ብዛዕባ ኣጠቓቕማ ወደብን ባሕርን ናይተን ገማግም ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ኣህጉራዊ ሕጊ እንታይ እዩ ዝብል? ካብተን ባሕሪ ዝውንና ሃገራትከ ብኸመይ እየን ተጠቀምቲ ክኾና ዝኽእላ? ዝብሉን ምስኡ ዝተሓሓዝ ሕቶታት ኣብዚ ጉዳይ መጽናዕቲ ዝገበረ ዶ/ር ዳኒኤል ረዘነ መሊሱልና ኣሎ። ኣብዚ ብምጥዋቕ ምሉእ ትሕዝቶ ናይቲ ቃለ መሕትት ክትሰምዑ ትኽእሉ ኢኹም። [node_list uuid="4f132f04-4b9e-4ea4-870e-3e48863e98b9"]

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
“ብመሰረት ኣህጉራዊ ሕጊ፡ ኤርትራ እንተፈትያ ጥራይ እያ፡ ኢትዮጵያ ኣፍ ደገ ባሕሪ ክትጥቀም ትኽእል።” ዶ/ር ዳኒኤል 08/08/2019 23:30 ...
La Vuelta A Espana conludes, Eritrean Amanuel Gebregziabher crashes, Ethiopian Tsgabu Grmay completes tour 16/09/2019 14:02 ...
SBS Tigrinya News 16/09/2019 09:46 ...
SBS Tigrinya News 16/09/2019 09:46 ...
HornAfrica news 16/09/2019 07:22 ...
Homeland Report 16/09/2019 05:16 ...
European Mass Migration Crisis 14/09/2019 05:23 ...
ነጋሽ በዓል ጋዶ ( ሞዛይክ ባህሊ SBS ትግርኛ) 14/09/2019 11:43 ...
"ምምሃር ቋንቋ ትግርኛ ከስፍሖ እዩ ድልየተይ።" ዳናይት በላይ 14/09/2019 12:19 ...
SBS Tigrinya News 12 Sep 2019 12/09/2019 12:04 ...
View More