Coming Up Thu 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
SBS TIGRINYA

በዓል ኤረቻን ኣዛራቢ መደረ በዓል ስልጣን ኦሮሚያን ካልኦት ጸብጻባትን

ኣርእስታት ዜና፡በዓል ኢሬቻ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ድሕሪ 150 ዓመታት ተጸምቢሉ። ምክትል ፕረሲደንት ኦሮምያ ኣይተ ሺመልስ አብዲሳ ኣብቲ መድረኽ ዘስምዑዎ ንስርዓት ነፍጠኛ (ገዛኢ መደብ ኣምሓራ) ዝወቅስ መደረ ንገለ ደገፍቲ እቲ ስርዓት ኣቖጢዑ።ኤርትራ ጥዕና ኣዴታትን ህጻናትን ዘውሕስ መድረኽ ኣብ ጋሽባርካ ኣቃኒዓ።መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 260 ሚልዮን ዶላር መኽሰብ ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት እታ ሃገር ከም ዘዋህለለ ገሊጹ።ኣምባሳደራት 6 ተ ሃገራት ኤስያ ፓስፊክ ኣብ መቐለ ምስ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ዶ.ር ደብረ ጽዮን ተመያይጦም።ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኤርትራ መበል 70 ዓመት ምምስራት ውድብ ህዝባዊ ሪፓብሊክ ቻይና ኣጸምቢሉ።Homeland Report

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
በዓል ኤረቻን ኣዛራቢ መደረ በዓል ስልጣን ኦሮሚያን ካልኦት ጸብጻባትን 07/10/2019 08:11 ...
እቲ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝምዕብል ዘሎ እወታዊ ምዕባለ ዜጋታት ኤርትራ ክጥቀምሉ ሚ/ር ዑስማን ሳልሕ ጸዊዑ። (ጸብጻብ) 14/11/2019 06:55 ...
መጥቃዕታት እስራኤልን ፍልስጢኤማዊያንን ህይወት ሰባት ቐዚፉ። 13/11/2019 04:59 ...
News Tigrinya 11/11/2019 08:28 ...
Fatal violence following clashes between students returning from watching an Arsenal-Leicester City game 11/11/2019 13:35 ...
BUSHFIRE WRAP MON RNF 11/11/2019 06:23 ...
Homeland Tigrinya 11/11/2019 09:23 ...
ዕዉታት ሃገራዊ ዉድድር ቋንቋታት ኤስ ቢ ኤስ ተገሊጾም። 11/11/2019 05:28 ...
Aune Enthomiyos Demonistration 09/11/2019 13:39 ...
News Tigrinya 07/11/2019 10:49 ...
View More