Coming Up Thu 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
SBS TIGRINYA

ኣብ ሓደ እዋን ሓደ ዕሹግ ቡን፡ ካብ ስደተኛ ስድራ

Faina Iligoga and Aubert Ruzigantekwe in their kitchen (SBS)

ካብቲ ኣብ ርዋንዳ ዝነበረ ዓለም ዘሰከሐ ምጽናት ዓሌት ሃዲሞም ኣብ ታዝማኒያ ክነብሩ ዝጀመሩ ስድራ፤ ኣብዚ እዋን እግሮም ተኺሎም ነታ ዓደይ ዝብልዋ ዝነበሩ ዳግማይ ንኸሕውይዋ እጃሞም የበርክቱ። ንሳቶም ናይ ቡን ቢዝነስ ብምጅማር ነቶም ኣብ ርዋንዳ ምስ ናብራ ዝቃለሱ ዘለዉ ብምሕጋዝ ኣብ ናይ መጻኢ ወለዶ አብ ትምህርቲ ሓገዞም ንምብርካት ተበጊሶም ኣለዉ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኣብ ሓደ እዋን ሓደ ዕሹግ ቡን፡ ካብ ስደተኛ ስድራ 20/10/2019 04:23 ...
ሓለፍቲ ጨንፈራት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ "ካብ ላዕለዋይ ኣካል መጺኡ" ንዝበልዎ ዘዋሪ መመርሒ ናብ ኣባላቶም ከንብቡ ከም ዝቐነዩ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም፡ 18/11/2019 07:20 ...
ሓለፍቲ ጨንፈራት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ "ካብ ላዕለዋይ ኣካል መጺኡ" ንዝበልዎ ዘዋሪ መመርሒ ናብ ኣባላቶም ከንብቡ ከም ዝቐነዩ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም፡ 18/11/2019 07:20 ...
"I am always prepared for it." Alexander Isak subjected to racist chants in Sweden game 18/11/2019 11:32 ...
"ኣነ ንኸምዚታት ኩሉ ግዜ ድሉው'የ!" ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኣብ ግጥም ሽወደን-ሮማንያ ግዳይ ዓሌታዊ ጸርፍታት ኮይኑ፡ 18/11/2019 11:32 ...
Governing coalition parties in Ethiopia approve unity 18/11/2019 05:06 ...
ህወሓት ፈጻሚ ስራሕ ኢህወዴግ ብዓብላሊ ድምጺ ናብ ውህደት ክኣቱ ዝወሰዶ ውሳኔ ብምሉእ ድምጺ ነጺግዎ: 18/11/2019 05:06 ...
What is Schoolies? 18/11/2019 12:18 ...
ኣብ ኣውስትራልያ፡ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቲ ወዲኦም ዝፋነው ተመሃሮ ‘ስኩሊስ’ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ንሰሙን ዝጸንሕ ፌስታ የብዕሉ። 18/11/2019 12:18 ...
ኣብ መዳጎኒ መዓስከር ስግር ባሕሪ አውስትራልያ ኮይኑ መጽሓፍ ዝጸሓፈ ስደተኛ ኣብ ፌስቲቫል ስነጽሑፍ ክሳተፍ ኒውዚላንድ ኣትዩ 17/11/2019 05:15 ...
View More