Coming Up Thu 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
SBS TIGRINYA

ኤርትራዊያን ስደተኛታት ናብ ኣውስትራሊያ ንኽመጹ ኣብ ዝግበር መስርሕ ገንዘቦም ንኣታለልቲ ከይከፍሉ መተሓሳሰቢ ቀሪቡ።(Tigrinya News)

ኣርእስታት ዜና ኣብ ገጠራት ቪክቶርያ ከይዶም ክምህሩ ንዝደሊዩ መምህራን ንመተባብዒ ክሳብ $50,000 ተወሳኺ ዶላር ክወሃቦም እዩ።ጅምላዊ ሃገራዊ እቶት G-D-P ካብዝሓለፈ 10 ዓመታት ኣብዝተሓተ ደረጃ እንተወረደኳ ዕብየት ቁጠባ ኣውስትራሊያ ከምዘይትንከፍ ሰብ መዚ ይገልጹ።ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ድሕሪ ዝቐነየ ዓሌታዊ ግጭት ኒይጀሪያ ኣብቲ ሃገር ዝግበር ኣኼባ ከምዘይትሳተፍ ኣፍሊጣ።ኣብ በዓል ሱዳን ዝርከቡ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ናብ ኣውስትራሊያ ንኽመጹ ኣብ ዝግበር መስርሕ ገንዘቦም ንኣታለልቲ ከይከፍሉ መተሓሳሰቢ ቀሪቡ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኤርትራዊያን ስደተኛታት ናብ ኣውስትራሊያ ንኽመጹ ኣብ ዝግበር መስርሕ ገንዘቦም ንኣታለልቲ ከይከፍሉ መተሓሳሰቢ ቀሪቡ።(Tigrinya News) 05/09/2019 09:40 ...
MENTAL YOUTH RNF 23/10/2019 07:53 ...
“ንሓደ ናይ ከበሳ ኣስላማይ ናብ ባርካ ሒዝናዮ ክንከይድ ኣይንደልን፡ ምስቶም ኣብኡ ዘለዉ ስኒት ጌርካ ንበር ኢና ንብል ንሕና” በሽር ኢሽሓቕ 23/10/2019 51:00 ...
How to prevent drowning 22/10/2019 08:41 ...
Ethiopia eliminated by Uganda at CHAN qualifiers; Catalonia Protests and Classico 21/10/2019 11:00 ...
Tigrinya News 21/10/2019 11:12 ...
SBS HorAfrica News 21/10/2019 05:44 ...
Homeland Report 20 Oct 21/10/2019 09:46 ...
ኣብ ሓደ እዋን ሓደ ዕሹግ ቡን፡ ካብ ስደተኛ ስድራ 20/10/2019 04:23 ...
Interview with Mulu 19/10/2019 40:22 ...
View More