Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

ኣብ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ብ10 ተጻወቲ ዝመከተት ኢትዮጵያ ብጸቢብ ተሳዒራ፣ ኮኾብ ቴኒስን ሓተትቲ ዑቕባን ብሓባር ተዳጒኖም

Source: AFCON

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (10/01/2022)* ዝሓለፈ ሓሙስ ኣካል ዑደት ጉያ እግሪ መሮር ኣትለቲክስ ዓለም ዝኾነ ዓመታዊ ውድድር ካምፓቺዮ ተኻይዱ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብዓብላሊ ተዓዊቶሞ፡* ካሜሩን ድሕሪ 50 ዓመት ደጊማ ተአንግዶ ግጥማት ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣፍኮን 2021 ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ንሓደ ዓመት ተመሓላሊፉ ድሕሪ ምጽናሕ ሰንበት ክካየድ ተጀሚሩ፡* ኮቪድ ዝሓመሰን ሃገራዊያን ጋንታታት ኣፍሪቃ ሰንከልከል እናበላ ኣብ ካሜሩን ኣትየን፡* ኢትዮጵያ ቀዳማይ ምድባዊ ግጥማ ኣንጻር ኬፕ ቨርደ ኣካይዳ ብ10 ተጻወቲ ብጸቢብ ሓደ ብባዶ ተሳዒራ፡* ቁጽሪ ሓደ ኮኾብ ባይታ ቴኒስ ዓለም ሰርቢያዊ ኖቫክ ጆኮቪች ውሳነ ይግባይ ዝተኸልከለ ቪዝኡ ኣብ ዝጽበየሉ ዘሎ እዋን ነዊሕ ዓመታት ዝተዳጎኑ ሓተትቲ ዑቕባ ኣብ ዝዕቆብሉ ሆቴል ክጸንሕ ስለዝተገብረ ኩነታቶም ዓለም ክትሰምዓሎም ዕድል ረኺቦም

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኣብ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ብ10 ተጻወቲ ዝመከተት ኢትዮጵያ ብጸቢብ ተሳዒራ፣ ኮኾብ ቴኒስን ሓተትቲ ዑቕባን ብሓባር ተዳጒኖም 10/01/2022 12:18 ...
ናይ ደቀባት ፕሮቶኮል ንምንታይ እዩ ንኹሉ ዘድሊ፡ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ 25/05/2022 09:21 ...
"መንግስቲ ኤርትራ፡ ኣብ ኣፍሪቃ ዞባውን ክፍለዞባውን ጥምረት ክህሉ ን30 ዓመታት ከይተሓለለ ሰሪሑ'ዩ።" ፕ/ኢሳያስ ኣፈወርቂ 25/05/2022 07:17 ...
ቢንያም ግርማይ ንደቂ ጋንትኡ፣ ሰራሕተኛታትን ደገፍቱን ኣመስጊኑ ኣብ ቀረባ ግዜ የራኽበና ይብል 24/05/2022 09:57 ...
ቀጥታ ፈነወ SBS ትግርኛ (23 ግንቦት 2022) 23/05/2022 53:10 ...
ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት መዝነት ፍሉይ ተኸታታሊ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ክናዋሕ ተሓቲቱ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 23/05/2022 05:38 ...
ካብዚ ሓድሽ ተመሪጹ ዘሎ መንግስቲ ማሕበረሰብና እንታይ'ዩ ክረብሕ፧ ዝርርብ ምስ ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ 23/05/2022 16:15 ...
ቀጥታ ፈነወ SBS ትግርኛ (19 ግንቦት 2022) 19/05/2022 56:51 ...
ኢትዮጵያ ንውዕል ኣልጀርስ ቀጻሊ ረብሓታት ንከውሕስ ዳግም ትፍትሾ ከም ዘላ ም/ቀ ሚንስተርን ሚንስተር ጉዳይ ወጻኢ ደመቀ መኮነን ተዛሪቡ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 19/05/2022 07:04 ...
"ወያነ ንኲናት ኣንቂዶም ኣለዉ" መንግስቲ ኤርትራ “ኩሉ ግዝኣት ትግራይ ብሰላም ወይ ብኻልእ ሓራ ከይወጸ ጠጠው ዝብል ነገር የለን።” ጌታቸው ረዳ 18/05/2022 02:42 ...
View More