Coming Up Mon 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

5 ኤርትራውያን ንስልማት ኣፍሪቃዊ ተቐዳዳማይ ተሓጽዮም፣ ሃይለን ፈይሳን ክሳብ ኲናት ክንኣቱ ኢና ይብሉ

Source: Wikipedia

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (29/11/2021)* ሓሙሽተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽግለታ ንብሉጽ ተቐዳዳማይ ናይ’ዚ ዓመት ተሓጽዮም፡ ስልማታት ኣትለቲክስ ዓለም 2021 ዝዕደለሉ ባሕቲ ታሕሳስ እናቐረበ ኣብ ዝመጸሉ ኣትሌታት ዓመተ 2021 ብኽልቲኡ ጾታታት ዝሓለፈ ሰሙን ተረቚሖም፡* ኤርትራዊት ዶልሺ ተስፋይ ኣብ ጉያ እግሪ መሮር ኣብ ስፐይን ተዓዊታ፡ ኢትዮጵያዊት ጸሃይ ኣለሙ ኸኣ ኣብ ማራቶን ፊረንዘ ኣብ ኢጣልያ ተዓዊታ፡* ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ ኲናት ኣንጻር ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ክመርሖ ናብ ግንባር ክኸይድ ምዃኑ ድሕሪ ምግላጹ ገዳይም ኣትሌታት ሃይለ ገብረስላሰን ፈይሳ ለሊሳን ክዘምቱ ድሉዋት ምዃኖም ኣፍሊጦም፡* ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ወርሒ ጥሪ ኣብ ማእከል ወቕቲ ግጥማት ጋንታታት ኤውሮጳ ዝካየድ ኣብ ዝቐርበሉ ዘሎ እዋን ጋንታታት ብዘይ ኣፍሪቃውያን ከዋኽብተን ግጥማተን ከካይዳ ይዳለዋ

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
5 ኤርትራውያን ንስልማት ኣፍሪቃዊ ተቐዳዳማይ ተሓጽዮም፣ ሃይለን ፈይሳን ክሳብ ኲናት ክንኣቱ ኢና ይብሉ 29/11/2021 10:36 ...
'ኣብ ኢትዮጵያ ጭቡጥ ዝኾነ ጻዕሪ ንምምጻእ ሰላም ምህላው' ንዋና ጸሓፊ ው. ሕ. ሃ. ኣሐጒሱ 20/01/2022 10:50 ...
በዓል ጥምቀት ኣብ ኣስመራ መምርሒታት ኮቪድ ብምኽታል ኣብ መቐለ ኸኣ ብስግኣት መጥቃዕቲ ድሮን ታቦት ከይወጸ ተኸቢሩ 20/01/2022 06:03 ...
'ካብ ጸገም ኮቪድ ዝወጸት ሃገር የላን፡ እተን ትሑት መጠን ክታበት ዘለወን ግን ዝያዳ የሻቕላኒ' ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም 20/01/2022 08:18 ...
ክታበት ዘይድግፍ ኖቫክ ጆኮቪች ዓዱ ብድሙቕ ትቕበሎ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያ ግን ናቱ ገዲፉስ... ተባሂሉ ይውቀስ 19/01/2022 13:10 ...
“እቲ ህዝቢ ገንዘቡ ኣብ ምንታይ መዓላ ከምዝወዓለ ንምፍላጥ ናይ ምሕታት ባህሊ ከማዕብል ኣለዎ።” መም ዮሴፍ ወርቀ 18/01/2022 11:34 ...
ዋጋታት መመርመሪ ኮቪድ ዝወሰኹ ክሕተቱ'ዮም፤ ጆኮቪች ኣውስትራልያ ጠሪዛቶ፤ ትግራይ ናይ ሰሙን ቀረብ መድናሂት ሕማም ሽኮር ጥራይ ተሪፉዋ 18/01/2022 11:34 ...
ትግራይ ሃገር ክትከውን ብቅሉዕ ዝጠለባ ክልተ ፖለቲካዊ ሰልፍታት ትግራይ ናህሪ ቃልሲ ንምቅልጣፍ መሰጋገሪ መንግስቲ ክምስረት ሓቲተን 17/01/2022 07:43 ...
ቢንያም ግርማይ ኣንፈቱ ናብ ጂሮ ድ'ኢታልያ ኣቕኒዑ፣ ኢትዮጵያ ናብ ዝቕጽል ዙር ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ ምሕላፍ ዕድላ ኣብቂዑ 17/01/2022 12:04 ...
ሰራሕተኛታት መእለዪ ኣረጋውያን ብኮቪድ-19 ድሕሪ ምልካፎም ናብ ስራሕ ዝምለስሉ ግዜ ስለዝሓጸረ ኣብ ድሕነት ኣረጋውያን ፍርሒ ፈጢሩ 17/01/2022 08:24 ...
View More