ዕለታዊ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (18/11/19)* ሓለፍቲ ጨንፈራት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ "ካብ ላዕለዋይ ኣካል መጺኡ" ንዝበልዎ ዘዋሪ መመርሒ ናብ ኣባላቶም ከንብቡ ከም ዝቐነዩ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም፡* ኣባላት ባይቶ ኣውስትራልያ ቻይና ከይኣትው ተኸልኺሎም፡* ተጻዋታይ ራግቢ ኣውስትራልያ ዝነበረ እስራኤል ፎላው እዞም ዘጋጥሙ ዘለው ባርዓት ጫካን ደርቅን እዛ ሃገር ምንጻል ጥንስን መርዓ ተመሳሳሊ ጾታታት ስለትድግፍ ዝወርዳ ዘሎ እዩ ብምባሉ ብብዙሓት ተኾኒኑ፡
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ