Coming Up Thu 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

'ኣብ ዶብ ክልቲኤን ሃገራት ዘሎ ህዝቢ ስለዘይሓወሰ ክልቲኦም መራሕቲ ዝበጽሕዎ ስምምዕ አብ ምትግባሩ ንዘሎ ጸገም ኣጋዲድዎ'

ኤስቢኤስ ትግርኛ ዜናታት ኤርትራን ኢትዮጵያን (9 Oct 2019)ኤርትራ ብሓይሊ ጸሓይ ዝሰርሕ ፕሮጀክት ማይ ሃኒጻ ኣመሪቓ፡ኣብ ሆስፒታል ዓዲ ቀይሕ ልዕሊ 2000 ዜጋታት ኤርትራ ሕክምናዊ ክንክን ዓይኒ፣ 500 ከኣ ሕክምናዊ መጥባሕቲ ዓይኒ ረኺቦም፡ ወጽዓ ደቂ ኣነስትዮ ጠጠው ክብል፣ ገበነኛታት ክቕጽዑን ብልሽው ምሕደራ መንግስቲ ክእረም ዝጠልብ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ተኻይዱ፡ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ማይክል ራይነር ብዛዕባ ጠንቂ ምኹላፍ ወግዓዊ ርክብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ዶባት ኤርትራን ትግራይን ዓፋርን ምስ ምሁራት ዩኒቨርሲቲ መቐለ ተመያይጦም፡

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
'ኣብ ዶብ ክልቲኤን ሃገራት ዘሎ ህዝቢ ስለዘይሓወሰ ክልቲኦም መራሕቲ ዝበጽሕዎ ስምምዕ አብ ምትግባሩ ንዘሎ ጸገም ኣጋዲድዎ' 09/10/2019 05:22 ...
ተመሃሮ ዩኒቨርሲቲ ወልዲያ ግጥም ኣርሴናል ለስተር ሲቲ ተዓዚቦም ናብ መደቀሲኦም እናተመልሱ ድሕሪ ዝተፈጥረ ዕግርግር ብውሑዱ ክልተ መይቶም፡ 11/11/2019 13:35 ...
“ኢትዮጵያ ንምንታይ ሓጽቢ ህዳሰ ክትሃንጽ ኣድለያ? ካልእ ምንጪ ጸዓት ዘይትደሊ?”ፕሬዚደንት ዶናልድ ትራምፕ 11/11/2019 08:28 ...
ብርቱዕ ባርዕ ጫካ፡ ንኽልተ ክፍላተ ግዝኣት ኣውስትራሊያ ይሕምሰን 11/11/2019 06:23 ...
“እቲ ጉባኤ፡ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ብምርኣይ፡ነቲ ምስሊ ኤርትራ ክጽልም ዝጸንሐ ኩነታት ዝቐየረ እዩ።” ተሳተፍቲ ኣብ ኣስመራ ዝተቓንዐ ዋዕላ ውዳበ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካን ኮሚሽን ቁጠባ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንምብራቕ ኣፍሪካ። 11/11/2019 09:23 ...
“ሎሚ ዝበዝሐ ህዝቢ ኤርትራ’ዩ ኣብ ጎኒ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ተሰሊፉ ዘሎ።” ኣወሃሃድቲ ሰላማዊ ሰልፊ 09/11/2019 13:39 ...
ናይ ኲናት መሳርሒ ስናይፐር (ቅጭ ሕርሙ)ን ተመሳሰልቲ ነገራትን ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣዲስ ኣበባ ተታሒዙ።(ካብ ኣርእስታት ዜና) 07/11/2019 10:49 ...
ኣገልግሎት ሕጊ ነቶም ትሑት ደሞዝ ዝረኽቡ ስደተኛታት 07/11/2019 05:03 ...
“ጠንቂ ምንጻል ኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ፡ ዓንቀጽ ሰለስተ ናይ ዉጫለ ውዕል እዩ።” ኣብ መመረቕታ መጽሓፍ “የኢትዮ-ኤርትራ ስንክሳር” 07/11/2019 09:16 ...
ዕላል ምስ ጸሓፊ ክፍለዮሃንስ ተወልደብርሃን (ጎርደን) 06/11/2019 31:54 ...
View More