Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣብ ግብጺ፡ ዝወርዶም ዘሎ ግፍዕን ኣድልዎን ንምቅዋም፡ ሰልፊ ዝወጹ ኤርትራዊያን ብፖሊስ ተዓፊኖምን ተኣሲሮምን።

ኣብ ግብጺ ዝርከቡ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ዝወርዶም ዘሎ ግፍዕን ኣድልዎን ንምቅላሕ ኣብ ከተማ ካይሮ ንሰልፊ ወጺኦም ዘንብዕ ጋዝ ተሰንዩ ፖሊስ ግብጺ ከምዝበተኖምን ንገሊኦም ከምዝኣሰሮምን ተገሊጹ ኣሎ። ካብ ኣወሃሃድቲ አቲ ሰልፊ ሓደ ዝኾነ ኢሳያስ ኣስመሮም ን SBS ትግርኛ ከምዝሓበሮ፡ ንኤርትራዊያን ሓተቲ ዑቕባ ዝግባእ ናይ ወጻኢ ዕድላት ንሶርያዊያንን ንሶማሊያዊያንን ይወሃብ፡ ኤርትራዊያን ናይ ስራሕን ትምህርቲን ዕድል ኣብ ግብጺ የብሎምን፡ ናብ ሆስፒታል ዝኸዱ ኩሊቶም ይስረቑን ብማሽን ይጠሓኑን ኣለዉ ክብል ገሊጹ ኣሎ፡ ንምሉእ ትሕዝቶ፡ ኣብዚ ጠዊቕኩም ክትሰምዑ ትኽእሉ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኣብ ግብጺ፡ ዝወርዶም ዘሎ ግፍዕን ኣድልዎን ንምቅዋም፡ ሰልፊ ዝወጹ ኤርትራዊያን ብፖሊስ ተዓፊኖምን ተኣሲሮምን። 22/07/2019 11:40 ...
ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ቩወልታ ኢስጳኛ ወዲቑ ውድድሩ ኣቋሪጹ፡ ከቢድ ሓደጋ ግን ኣይወረዶን 16/09/2019 14:02 ...
ግብጺ ብዛዕባ ሓጽቢ ህዳሰ ምስ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝርርብ ጀሚራ (Tigrinya News) 16/09/2019 09:46 ...
ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሲዒቡ ዋጋ ነዳዲ ክንህር እዩ ተባሂሉ: ኣመሪካን ኢራንን ንውግእ ይሸባሸባ:: 16/09/2019 07:22 ...
ኣመንቲ ኦርተደክሳዊት ተዋህዶ ሃይማኖት ኣብ ጎንደር ሰልፊ ተቓውሞ ኣካይዶም (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 16/09/2019 05:16 ...
መንግስቲ ጥልያን ካብ ሊብያ ብባሕሪ ዝመጹ ስደተኛታት ይቕበል፡ 14/09/2019 05:23 ...
ኤርትራ ብዓፈና መዲያ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ኮይና። (ካብ ኣርእስታት ዕለታዊ ዜናታት) 12/09/2019 12:04 ...
ሰናይ ምንዮት ኣባላት ማሕበረሰብ ብዛዕባ ሓዲሽ ዓመትን ቅዱስ ዮሃንስን 12/09/2019 07:36 ...
ሓበጀረዋይ ሓድጊ ሙጋቤ 09/09/2019 05:46 ...
ካብቲ ዕልቕልቕ ዝበዝሖ መአከቢ ስደተኛታት ሊብያ: ሳልሳይ ሃገራት ብብዝሒ ከጣይሳ መጸዋዕታ ቐሪቡ። 09/09/2019 08:29 ...
View More