Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣብ ሃዋሳ ብዝተወልዐ ጎንፂ ኣብ ህይወት፣ ናውትን ኣብያተ ክርስትያናትን ማህሰይቲ ወሪዱ። (News)

Hawasa

ኣርእስታት ዜና፡ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ ተቓወምቲን መሰጋገሪ ቆንሲል ሰራዊት ዝግበር ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ቀጺሉ።አብ ደሴት ማኑስ ዝርከብ ማእከል መመስርሒ ሓተቲ ዑቕባ ኣውስትራሊያ ክዕጾ ናይ Papua New Guinea ቀዳማይ ሚኒስተር ሓቲቱ።ጉዳይ ሰብኣዊ መሰል ኣብ ኢትዮጵያ ናብ ዘሰክፍ ተርእዮ ይምለስ ከም ዘሎ ጉባኤ ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ መግለጺኡ ኣነፂሩ።ኣብ ሃዋሳ ብዝተወልዐ ጎንፂ ኣብ ህይወት፣ ናውትን ኣብያተ ክርስትያናትን ማህሰይቲ ወሪዱ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኣብ ሃዋሳ ብዝተወልዐ ጎንፂ ኣብ ህይወት፣ ናውትን ኣብያተ ክርስትያናትን ማህሰይቲ ወሪዱ። (News) 22/07/2019 11:03 ...
ዕላል መጽሓፍ ምስ ደራሲ እዮብ ብእምነት (ሚሊዮን በረኸት) 20/09/2019 47:23 ...
ኣብ ኤርትራ ተኣሲሮም ዘለዉ ናይ ፖለቲካ እሱራት ብዘይ ቅድመ ኩነት ክፍትሑ ጸዊዒት ቀሪቡ። 19/09/2019 08:06 ...
ግብጺ፡ ዓቢ ሓጽቢ ህዳሰ ኣብ 7 ዓመታት ማይ ንክመልእ ዘቕረበቶ እማመ ኢትዮጵያ ኣይተቐበለቶን::( Tigrinya news) 19/09/2019 11:28 ...
“እቲ ንሕና ንፈልጦ፡ ህዝቢ እንተዝፈልጦ፡ ኩሉ ኣብ ጎንና ኮይኑ ምደገፈና” ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ) 19/09/2019 32:57 ...
መስርሕ ፍትሕ ኣብ ኣውስትራሊያ ከመይ'ዩ? 18/09/2019 08:05 ...
“ድሕሪ ሓደ መዓልቲ ከምንመውት፡ 90 ዓመታት ድማ ከምንጸንሕ ሓሲብና ንንበር።” መሓረና ይከኣሎ 18/09/2019 54:20 ...
ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ቩወልታ ኢስጳኛ ወዲቑ ውድድሩ ኣቋሪጹ፡ ከቢድ ሓደጋ ግን ኣይወረዶን 16/09/2019 14:02 ...
ግብጺ ብዛዕባ ሓጽቢ ህዳሰ ምስ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝርርብ ጀሚራ (Tigrinya News) 16/09/2019 09:46 ...
ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሲዒቡ ዋጋ ነዳዲ ክንህር እዩ ተባሂሉ: ኣመሪካን ኢራንን ንውግእ ይሸባሸባ:: 16/09/2019 07:22 ...
View More