Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣብ ሓንቲ ዝተሰብረት ጃልባ ዝነበሩ ብዉሑዱ 15 ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ኣብ መንጎ ጂቡቲን ይውምውንን ብጥምየት ከምዝሞቱ ተፈሊጡ (ካብ ዜናታት)

workers bury the remains of Mussa Kathembo,

አርእስታት ዜና፡ካልኣይ ሰብ ካብ ደሞክራሲያዊ ሪፑብሊክ ኮንጎ ኣብ ዶብ ርዋንዳ ብሕማም ኢቦላ ሞይቱ።ኣብ ሓንቲ ዝተሰብረት ጃልባ ዝነበሩ ብዉሑዱ 15 ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ኣብ መንጎ ጂቡቲን ይውምውንን ብጥምየት ከምዝሞቱ ተፈሊጡ ክብል ናይ ዉሕሃ ትካል ስደተኛታት ኣህጉራዊ ትካል ፍልሰት (IOM), ብዝጸሓፎ ትዊተር ኣፍሊጡ።ኣብ ሱዳን ተመሃሮ ብሓይልታት ጸጥታ ምስተቐትሉ ኩሎም ኣብያተ ትምህርቲ ሱዳን ተዓጽዮም።ኣብ ክልል ደቡብ ብሔር ብሔረሰባት ብዝተወለዐ ግጭት ናይ 53 ሰባት ህይወት ከምዝሓለፈን 54 ሰባት ድማ ከምዝቖሰሉን ተፈሊጡ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኣብ ሓንቲ ዝተሰብረት ጃልባ ዝነበሩ ብዉሑዱ 15 ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ኣብ መንጎ ጂቡቲን ይውምውንን ብጥምየት ከምዝሞቱ ተፈሊጡ (ካብ ዜናታት) 01/08/2019 10:58 ...
ዕላል መጽሓፍ ምስ ደራሲ እዮብ ብእምነት (ሚሊዮን በረኸት) 20/09/2019 47:23 ...
ኣብ ኤርትራ ተኣሲሮም ዘለዉ ናይ ፖለቲካ እሱራት ብዘይ ቅድመ ኩነት ክፍትሑ ጸዊዒት ቀሪቡ። 19/09/2019 08:06 ...
ግብጺ፡ ዓቢ ሓጽቢ ህዳሰ ኣብ 7 ዓመታት ማይ ንክመልእ ዘቕረበቶ እማመ ኢትዮጵያ ኣይተቐበለቶን::( Tigrinya news) 19/09/2019 11:28 ...
“እቲ ንሕና ንፈልጦ፡ ህዝቢ እንተዝፈልጦ፡ ኩሉ ኣብ ጎንና ኮይኑ ምደገፈና” ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ) 19/09/2019 32:57 ...
መስርሕ ፍትሕ ኣብ ኣውስትራሊያ ከመይ'ዩ? 18/09/2019 08:05 ...
“ድሕሪ ሓደ መዓልቲ ከምንመውት፡ 90 ዓመታት ድማ ከምንጸንሕ ሓሲብና ንንበር።” መሓረና ይከኣሎ 18/09/2019 54:20 ...
ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ቩወልታ ኢስጳኛ ወዲቑ ውድድሩ ኣቋሪጹ፡ ከቢድ ሓደጋ ግን ኣይወረዶን 16/09/2019 14:02 ...
ግብጺ ብዛዕባ ሓጽቢ ህዳሰ ምስ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝርርብ ጀሚራ (Tigrinya News) 16/09/2019 09:46 ...
ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሲዒቡ ዋጋ ነዳዲ ክንህር እዩ ተባሂሉ: ኣመሪካን ኢራንን ንውግእ ይሸባሸባ:: 16/09/2019 07:22 ...
View More