Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

“ኣብ ካቶሊካዊት ቤ/ክ ዝፍጸመ ዝሎ ግህሰት፡ እናዓበየ ዝኸይድ ዘሎ ‘ፍትሒ ይንገስ ጭቆና ይኣክል’ ዝብል ድምጺ ዓፊንካ ናብ ካልእ ንምጥምዛዝ እዩ።” ኣባ ስምኦን

“ ኢንፉዥን ተተኺልዎም ዝነበሩ ሕሙማት ካብቲ ማእከላት ጥዕና ከምዝፋነዉ ተጌሩ።”“እዚ ኣብ ካቶሊክ ቤተ ክርስያን ዝፍጸም ዘሎ ግህሰት ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ዝዓለመ ዓፈና እዩ።”ኣብ ዝሓለፈ ሳምንታት ኣብ ትሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ዝመሓደሩ ትካላት ጥዕና ብመንግስቲ ከምተወርሱን ኣብተን ትካላት ጥዕና ዝእለዩ ዝነበሩ ሕሙማት ነናብ ገዛኦም ከምዝተፋነዉ ብዝተፈላለዩ ወገናት ሓበሬታ ክወሃብ ጸኒሑ ኣሎ። እታ ቤተ ክርስትያን ነዚ ተግባር ብጽሑፍን ብቓልን ግብረ መልሲ ሂባ፡ ካብ 25 ሰነ ክስብ 12 ሓምለ ድማ ናይ ጾምን ምህለላን ኣዊጃ ኣላ። ነዚ ኣብታ ቤተ ክርስቲያን ዝፍጸም ዘሎ ግህሰትን ድሕሪኡ ዝሰዓበ ጉዳይን ኣመልኪትና ካብታ ቤተ ክርስትያን ዝኾኑ ኣባ ስምኦን መብርሂ ሂቦሙና ኣለዉ። ኣብዚ ብምጥዋቕ ድምጺ ክትሰምዑ ትኽ እሉ ኢኹም።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
“ኣብ ካቶሊካዊት ቤ/ክ ዝፍጸመ ዝሎ ግህሰት፡ እናዓበየ ዝኸይድ ዘሎ ‘ፍትሒ ይንገስ ጭቆና ይኣክል’ ዝብል ድምጺ ዓፊንካ ናብ ካልእ ንምጥምዛዝ እዩ።” ኣባ ስምኦን 26/06/2019 20:41 ...
ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ቩወልታ ኢስጳኛ ወዲቑ ውድድሩ ኣቋሪጹ፡ ከቢድ ሓደጋ ግን ኣይወረዶን 16/09/2019 14:02 ...
ግብጺ ብዛዕባ ሓጽቢ ህዳሰ ምስ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝርርብ ጀሚራ (Tigrinya News) 16/09/2019 09:46 ...
SBS Tigrinya News 16/09/2019 09:46 ...
ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሲዒቡ ዋጋ ነዳዲ ክንህር እዩ ተባሂሉ: ኣመሪካን ኢራንን ንውግእ ይሸባሸባ:: 16/09/2019 07:22 ...
ኣመንቲ ኦርተደክሳዊት ተዋህዶ ሃይማኖት ኣብ ጎንደር ሰልፊ ተቓውሞ ኣካይዶም (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 16/09/2019 05:16 ...
መንግስቲ ጥልያን ካብ ሊብያ ብባሕሪ ዝመጹ ስደተኛታት ይቕበል፡ 14/09/2019 05:23 ...
ነጋሽ በዓል ጋዶ ( ሞዛይክ ባህሊ SBS ትግርኛ) 14/09/2019 11:43 ...
"ምምሃር ቋንቋ ትግርኛ ከስፍሖ እዩ ድልየተይ።" ዳናይት በላይ 14/09/2019 12:19 ...
ኤርትራ ብዓፈና መዲያ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ኮይና። (ካብ ኣርእስታት ዕለታዊ ዜናታት) 12/09/2019 12:04 ...
View More