Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

“ኣብ ቃልሲ ሓገዝ ናይ ወጻኢ መመላእታ እምበር መተካእታ ክኸውን ኣይክእልን እዩ።” ዶ/ር ዳኒኤል ረዘነ መኮንን

ዶ/ር ዳኒኤል ረዘነ መኮንን፤ ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ዘተኩር በዓል ሞያ ሕጊን ተጣባቒን፤ ኣብዞም ዝሰዕቡ ዛዕባታት ምስ ሬድዮ ኤስ ቢ ኤስ ዘትዩ ኣሎ፤- ፍሉጣት ኣፍሪቃዊያንን ካል ኦት ትካላትን ንፕረሲደንት ኢሳያስ ዝጸሓፍዎ ቅሉዕ ደብዳበን ኣመታቱን- ኩነታት ፖለቲካ ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን- ወገን ተቓዉሞ ክፋል ህዝቢ ኤርትራን ህሉው ኩነታቱን መጻኢኡን

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
“ኣብ ቃልሲ ሓገዝ ናይ ወጻኢ መመላእታ እምበር መተካእታ ክኸውን ኣይክእልን እዩ።” ዶ/ር ዳኒኤል ረዘነ መኮንን 17/06/2019 45:51 ...
ኣብ ግብጺ ተለዓዒሉ ብዘሎ ህዝባዊ ተቓዉሞ ብዙሓት ሰልፈኛታት ኣብ ቀይዲ ኣትዮም። (ካብ ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃ) 22/09/2019 08:19 ...
"ኣውስትራሊያ ናብ ከዋኽብቲ ክትበጽሕ እያ" ቀ.ሚ. ሞሪሰን 22/09/2019 06:10 ...
ዕላል መጽሓፍ ምስ ደራሲ እዮብ ብእምነት (ሚሊዮን በረኸት) 20/09/2019 47:23 ...
ኣብ ኤርትራ ተኣሲሮም ዘለዉ ናይ ፖለቲካ እሱራት ብዘይ ቅድመ ኩነት ክፍትሑ ጸዊዒት ቀሪቡ። 19/09/2019 08:06 ...
ግብጺ፡ ዓቢ ሓጽቢ ህዳሰ ኣብ 7 ዓመታት ማይ ንክመልእ ዘቕረበቶ እማመ ኢትዮጵያ ኣይተቐበለቶን::( Tigrinya news) 19/09/2019 11:28 ...
“እቲ ንሕና ንፈልጦ፡ ህዝቢ እንተዝፈልጦ፡ ኩሉ ኣብ ጎንና ኮይኑ ምደገፈና” ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ) 19/09/2019 32:57 ...
መስርሕ ፍትሕ ኣብ ኣውስትራሊያ ከመይ'ዩ? 18/09/2019 08:05 ...
“ድሕሪ ሓደ መዓልቲ ከምንመውት፡ 90 ዓመታት ድማ ከምንጸንሕ ሓሲብና ንንበር።” መሓረና ይከኣሎ 18/09/2019 54:20 ...
ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ቩወልታ ኢስጳኛ ወዲቑ ውድድሩ ኣቋሪጹ፡ ከቢድ ሓደጋ ግን ኣይወረዶን 16/09/2019 14:02 ...
View More