Coming Up Thu 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሲዒቡ ዋጋ ነዳዲ ክንህር እዩ ተባሂሉ: ኣመሪካን ኢራንን ንውግእ ይሸባሸባ::

satellite image from Planet Labs Inc., shows thick black smoke rising from Saudi Aramco's Abqaiq oil processing facility in Buqyaq, Saudi Arabia.

ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡንቱኒዝያውያን ፕሬዝዳንቶም ንምምራጽ ድምጺ ይህቡሰራዊት ሱዳን ብ ትእዛዝ ዑመር ኣልበሺር ወተሃደራዊ መሳርሒ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት የእቱ ከምዝነበረ ተፈሊጡኣብ ሱዕዲ ዓረብ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሲዒቡ ዋጋ ነዳዲ ክንህር እዩ ተባሂሉ። ኣመሪካን ኢራንን ንውግእ ይሸባሸባ

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሲዒቡ ዋጋ ነዳዲ ክንህር እዩ ተባሂሉ: ኣመሪካን ኢራንን ንውግእ ይሸባሸባ:: 16/09/2019 07:22 ...
ፖለቲካን ስፖርትን ከም ሓውን ሓሰርን ኣብ ዝተሓዋወስሉ ጉዳይ ካታሎንያ፡ ግጥም ክላሲኮ ባርሴሎና-ሪያል ማድሪድ ናብ ታሕሳስ ተመሓላሊፉ፡ 21/10/2019 11:00 ...
“ፕረ. ኢሳያስ፡ ኣብ ጎደናታት መቐለ እናተዛወረ ምስ ህዝቡ ክራኸብ ዘለዎ ባህጊ ወትሩ ይገልጸለይ እዩ።” ቀ.ሚ. ኣብይ ኣሕመድ (ካብ ዜናታት) 21/10/2019 11:12 ...
ዘተ ሰላም ሱዳን ድሕሪ ናይ ብዙሕ እዋን ደውታ ዳግም ተባራቢሩ::(SBS HorAfrica News) 21/10/2019 05:44 ...
ተጋሩ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ካብ ትግራይ ወጻኢ ኣብ ዘለዋ ዩኒቨርሲታት ዝወርዶም መጥቃዕቲ ጠጠው ንክብል ዝጠልብ ሰላማዊ ሰልፊ ምም/ መቐለ ኸልኪሉ። (ካብ ጸብጻባት) 21/10/2019 09:46 ...
“ን ሄቨን ጓለይ ከም ታቦት ናይ ገዛና ጌርና ኢና ንርእያ።” ሙሉ ምሕረተኣብ 19/10/2019 40:22 ...
ኬንያ: 1.5 ቢሊዮን ዶላር ዝውድእ ፕሮጀክት ምህናጽ መገዲ ባቡር ጀሚራ (ካብ ዕለታዊ ዜና) 17/10/2019 06:15 ...
ሓጺር ታሪኽ ዮሃንስ ወዲ ዘሞ (ሞዛይክ ባህሊ SBS ትግርኛ) 17/10/2019 09:20 ...
ህወሓት ንዝተጀመረ ዝምድና ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ክድንፍዕ ምስ ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ዝከኣሎ ከምዝሰርሕ ገሊጹ:: 17/10/2019 07:46 ...
“ኩሉ ነገርና ምስ ፖለቲካ ተኣሳሲሩ’ዩ፡ ዋላ ስቕ እንተበልካ ፖሎቲካ እዩ ኾይኑ።” ሳብሪናን ኣድያምን 16/10/2019 20:37 ...
View More