Coming Up Mon 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣብ ውሽጢ ኢጋድ ዘሎ ቁሩቁስ ረብሓ ንምዕቃብ ዝግበር እዩ፡ ሓደስቲ መራሕቲ እንተዘይተመሪጾም ዝዓርፍ ኣይመስልን

ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን (28/10/2019)* ዕግርግር ኣብ ኢትዮጵያ፡ ክሳራታቱን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ዝሃቦ መልሲ፡* ህዳሰ ግድብን ዝርርብ መራሕቲ ሃገራት ኢትዮጵያን ግብጺን አብ ሶቺ፡ * ኣብ ነንሓድሕደን ዘይተኣማመና ኣባላት ሃገራት ኢጋድ ቁሩቁሰን ቃልዕ ወጺኡ

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኣብ ውሽጢ ኢጋድ ዘሎ ቁሩቁስ ረብሓ ንምዕቃብ ዝግበር እዩ፡ ሓደስቲ መራሕቲ እንተዘይተመሪጾም ዝዓርፍ ኣይመስልን 28/10/2019 11:36 ...
8 መሰነይታ ዘይብሎም ኤርትራዊያን ቆልዑ ካብ ሊብያ ናብ ኤውሮፓ ተወሲዶም። ካብ ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን 08/12/2019 08:55 ...
“ኦሮሞ ንምሉእ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክመርሕ ከምዝኽእል፡ የማነ ገ/ኣብ ንዉድባት ኦሮሞ ኣብ 2004 ነጊርዎም’ዩ፡ ንሱዩ ዝፍጸም ዘሎ።” ሰናይ ገብረመድህን 05/12/2019 16:30 ...
'ኢንስቲትዩት መረብ' ኣብ ዝተሰምየ ሓዱሽ ትካል ትምህርቲ፣ 80 ተጋሩ 80 ኤርትራውያን ክመሃሩ ምሽብሻባት ይግበሩ ኣለዉ ተባሂሉ። (ጸብጻባት) 05/12/2019 11:17 ...
ብወለንታ ክትተሓጋገዝ እንከለኻ ተበርክት ጥራይ ዘይኮንካ ትኸስብ'ውን ኢኻ ዘለኻ 04/12/2019 07:50 ...
ኣብ ኢትዮጵያ ሚኒስተር ምክልኻል ለማ መገርሳ ምድማርን 'ውህደትን' ኣይድግፍን'የ ድሕሪ ምባሉ መራሕቲ ሰልፊ ብልጽግና ተፈራሪሞም 02/12/2019 12:34 ...
ኣርባዕተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ን 'ብሉጽ ኣፍሪቃዊ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2019' ተሓጽዮም፡ ኣትሌታት ኢትዮጵያ ንኩሉ ዝተቐረበ ዓወትን ስልማትን ማራቶን ፑን፡ ህንዲ፡ ገቢቶሞ 02/12/2019 10:34 ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ዒራቕ ካብ ስልጣኑ ክወርድእ ምዃኑ እንተገለጸ’ኳ ህዝቢ ተቓዉሞኡ ቀጺሉ። (ካብ ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን) 02/12/2019 08:19 ...
“እቲ ምውህሃድ ኣድላዪ ከምዝኾነን ፍልስፍና “መደመር” ንኢትዮጵያን ንምብራቕ ኣፍሪቃ ጠቓሚ ምዃኑ ተሰማሚዖምሉ እዮም” መልሲ ኣቶ ታየ ደንደኣ ንኣቶ ለማ መገርሳ 02/12/2019 10:26 ...
ቐጠር ንክሲ መንግስቲ ኤርትራ ነጺጋቶ። (ጸብጻብ) 02/12/2019 07:10 ...
View More