Coming Up Mon 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣገልግሎት ሕጊ ነቶም ትሑት ደሞዝ ዝረኽቡ ስደተኛታት

City commuters are seen in Sydney, June 14, 2018. (AAP Image/Paul Braven) NO ARCHIVING

ኣብ ኒው ሳውዝ ዌልስ ብኣስራሕቶም ዝምዝመዙ ስደተኛታትን ናይ ግዚያዊ መንበሪ ቪዛ ዝሓዙን ሰራሕተኛታት ናይ ሕጊ ሓገዝ ክግበረሎም ጀሚሩ። እዚ ሓዲሽ ናይ ስደተኛታት ስራሓት ኣገልግሎት ሕጊ ነቶም ኣብ ኣውስትራሊያ ንምዝመዛ ዝተቓልዑ ብዛዕባ ሕጋዊ መሰላቶም ሓበሬታ ምሃብን ነቲ ዘይተኸፍልዎ ደሞዝ ኣብምርካብ ዝሕግዝ ኣገልግሎት እዩ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኣገልግሎት ሕጊ ነቶም ትሑት ደሞዝ ዝረኽቡ ስደተኛታት 07/11/2019 05:03 ...
“ካብ ህወሓት ዝቐርብ ጻዊዒት ዕርቂ: ንዉጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ግምት ዘእተወ ጥራይ’ዩ ክኸውን ዘለዎ” ሰናይ ገ/መድህን 09/12/2019 14:55 ...
ኤርትራን ቐጠርን ሓይለ ቃላት ብዝዓብሎም ጋዜጣዊ መግለጺታት ምግጫወን ቀጺለን። (ካብ ጸብጻባት) 09/12/2019 08:24 ...
8 መሰነይታ ዘይብሎም ኤርትራዊያን ቆልዑ ካብ ሊብያ ናብ ኤውሮፓ ተወሲዶም። ካብ ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን 08/12/2019 08:55 ...
“ኦሮሞ ንምሉእ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክመርሕ ከምዝኽእል፡ የማነ ገ/ኣብ ንዉድባት ኦሮሞ ኣብ 2004 ነጊርዎም’ዩ፡ ንሱዩ ዝፍጸም ዘሎ።” ሰናይ ገብረመድህን 05/12/2019 16:30 ...
'ኢንስቲትዩት መረብ' ኣብ ዝተሰምየ ሓዱሽ ትካል ትምህርቲ፣ 80 ተጋሩ 80 ኤርትራውያን ክመሃሩ ምሽብሻባት ይግበሩ ኣለዉ ተባሂሉ። (ጸብጻባት) 05/12/2019 11:17 ...
ብወለንታ ክትተሓጋገዝ እንከለኻ ተበርክት ጥራይ ዘይኮንካ ትኸስብ'ውን ኢኻ ዘለኻ 04/12/2019 07:50 ...
ኣብ ኢትዮጵያ ሚኒስተር ምክልኻል ለማ መገርሳ ምድማርን 'ውህደትን' ኣይድግፍን'የ ድሕሪ ምባሉ መራሕቲ ሰልፊ ብልጽግና ተፈራሪሞም 02/12/2019 12:34 ...
ኣርባዕተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ን 'ብሉጽ ኣፍሪቃዊ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2019' ተሓጽዮም፡ ኣትሌታት ኢትዮጵያ ንኩሉ ዝተቐረበ ዓወትን ስልማትን ማራቶን ፑን፡ ህንዲ፡ ገቢቶሞ 02/12/2019 10:34 ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ዒራቕ ካብ ስልጣኑ ክወርድእ ምዃኑ እንተገለጸ’ኳ ህዝቢ ተቓዉሞኡ ቀጺሉ። (ካብ ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን) 02/12/2019 08:19 ...
View More