Coming Up Thu 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣመንቲ ኦርተደክሳዊት ተዋህዶ ሃይማኖት ኣብ ጎንደር ሰልፊ ተቓውሞ ኣካይዶም (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)

ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድን ፕረሲደንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴን ወይ ይቕሬታ ክሓቱ ወይ ከኣ ብወለንታኦም ካብ መዝነቶም ክወርዱ ምክትል ኮንግረስ ፌዴራሊስት ኦሮሞ ኣይተ በቀለ ገርባ ሓቲቶም።10.8 ኪሎግራም ዝምዘን መዐወኒ እፅ ኣብ ዓለምለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኢት፣ ቦሌ ኣዲስ ኣበባ ከም ዝተትሓዘ ተገሊጹ።ውድብ ኢዜማ ብተቓውሞ ዝተዓብለለ መድረኽ ኣብ መቐለ ኣቃኒዑ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኣመንቲ ኦርተደክሳዊት ተዋህዶ ሃይማኖት ኣብ ጎንደር ሰልፊ ተቓውሞ ኣካይዶም (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 16/09/2019 05:16 ...
ፖለቲካን ስፖርትን ከም ሓውን ሓሰርን ኣብ ዝተሓዋወስሉ ጉዳይ ካታሎንያ፡ ግጥም ክላሲኮ ባርሴሎና-ሪያል ማድሪድ ናብ ታሕሳስ ተመሓላሊፉ፡ 21/10/2019 11:00 ...
“ፕረ. ኢሳያስ፡ ኣብ ጎደናታት መቐለ እናተዛወረ ምስ ህዝቡ ክራኸብ ዘለዎ ባህጊ ወትሩ ይገልጸለይ እዩ።” ቀ.ሚ. ኣብይ ኣሕመድ (ካብ ዜናታት) 21/10/2019 11:12 ...
ዘተ ሰላም ሱዳን ድሕሪ ናይ ብዙሕ እዋን ደውታ ዳግም ተባራቢሩ::(SBS HorAfrica News) 21/10/2019 05:44 ...
ተጋሩ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ካብ ትግራይ ወጻኢ ኣብ ዘለዋ ዩኒቨርሲታት ዝወርዶም መጥቃዕቲ ጠጠው ንክብል ዝጠልብ ሰላማዊ ሰልፊ ምም/ መቐለ ኸልኪሉ። (ካብ ጸብጻባት) 21/10/2019 09:46 ...
“ን ሄቨን ጓለይ ከም ታቦት ናይ ገዛና ጌርና ኢና ንርእያ።” ሙሉ ምሕረተኣብ 19/10/2019 40:22 ...
ኬንያ: 1.5 ቢሊዮን ዶላር ዝውድእ ፕሮጀክት ምህናጽ መገዲ ባቡር ጀሚራ (ካብ ዕለታዊ ዜና) 17/10/2019 06:15 ...
ሓጺር ታሪኽ ዮሃንስ ወዲ ዘሞ (ሞዛይክ ባህሊ SBS ትግርኛ) 17/10/2019 09:20 ...
ህወሓት ንዝተጀመረ ዝምድና ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ክድንፍዕ ምስ ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ዝከኣሎ ከምዝሰርሕ ገሊጹ:: 17/10/2019 07:46 ...
“ኩሉ ነገርና ምስ ፖለቲካ ተኣሳሲሩ’ዩ፡ ዋላ ስቕ እንተበልካ ፖሎቲካ እዩ ኾይኑ።” ሳብሪናን ኣድያምን 16/10/2019 20:37 ...
View More