Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣመሪካ፡ ፍቓድ መንበርን ዜግነትን ዝኸልእ ሓድሽ ሕጊ ትእውጅ።

Ken Cuccinelli, acting director of US Citizenship and Immigration Services, speaks to the news media

ኣመሪካ ነቶም ናይ መንግስቲ ሓገዝ ዝረኽቡ ስደተኛታት መሰል ቀዋሚ መንበርን ዜግነትን ዝኸልእ ሓዲሽ ሕጊ ኣውጺኣ።እዚ ናይ ሕጊ ለውጢ ነቶም ብትሑት ደሞዝ እናሰርሑ ብኸፊል ካብ መንግስቲ ሓገዝ ክረኽቡ ዝጸንሑ እሞ ዜግነት ኣመሪካ ክረኽቡ ተስፋ ጌሮም ዝጸንሑ ሚሊዮናት ሰባት ኣብ ስግኣት ከውድቕ እዩ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኣመሪካ፡ ፍቓድ መንበርን ዜግነትን ዝኸልእ ሓድሽ ሕጊ ትእውጅ። 14/08/2019 04:42 ...
መስርሕ ፍትሕ ኣብ ኣውስትራሊያ ከመይ'ዩ? 18/09/2019 08:05 ...
“ድሕሪ ሓደ መዓልቲ ከምንመውት፡ 90 ዓመታት ድማ ከምንጸንሕ ሓሲብና ንንበር።” መሓረና ይከኣሎ 18/09/2019 54:20 ...
ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ቩወልታ ኢስጳኛ ወዲቑ ውድድሩ ኣቋሪጹ፡ ከቢድ ሓደጋ ግን ኣይወረዶን 16/09/2019 14:02 ...
ግብጺ ብዛዕባ ሓጽቢ ህዳሰ ምስ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝርርብ ጀሚራ (Tigrinya News) 16/09/2019 09:46 ...
ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሲዒቡ ዋጋ ነዳዲ ክንህር እዩ ተባሂሉ: ኣመሪካን ኢራንን ንውግእ ይሸባሸባ:: 16/09/2019 07:22 ...
ኣመንቲ ኦርተደክሳዊት ተዋህዶ ሃይማኖት ኣብ ጎንደር ሰልፊ ተቓውሞ ኣካይዶም (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 16/09/2019 05:16 ...
መንግስቲ ጥልያን ካብ ሊብያ ብባሕሪ ዝመጹ ስደተኛታት ይቕበል፡ 14/09/2019 05:23 ...
ኤርትራ ብዓፈና መዲያ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ኮይና። (ካብ ኣርእስታት ዕለታዊ ዜናታት) 12/09/2019 12:04 ...
ሰናይ ምንዮት ኣባላት ማሕበረሰብ ብዛዕባ ሓዲሽ ዓመትን ቅዱስ ዮሃንስን 12/09/2019 07:36 ...
View More