Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣመሪካ፡ ሳልሳይ ፓትሪያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ካብ ማእሰርቶም ክፍትሑ ብወግዒ ሓቲታ።

ቅሩብ መዓልታት ድሕርቲ ዘማሪት ሄለን ብርሃነ ኣብ ቅድሚ ፕረሲደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ቀሪባ ብዛዕባ ኣብ ኤርትራ ብእምነቶም ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ዝርከቡ ብፍላይ ድማ ብዛዕባ ኣቡነ እንጦንዮስ ምግላጻ፤ ምክትል ፕረሲደንት ኣመሪካ እቶም ፓትርያርክ ካብ ማእሰርቲ ክፍትሑ ብወግዒ ሓቲቱ።እዚ ዝኸውን ዘሎ ኣብዚኣብ ኣስመራ ዝርከብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ-ክርስትያን ሲኖዶስ ነቶም ንልዕሊ 12 ዓመታት ኣብ ናይ ገዛ ማሕዩር ዝርከቡ ሳልሳይ ፓትሪያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ኦርቶድክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፥ ካብ መዝነቶም ብወግዒ ኣውሪዱ፡ ኣብታ ቤተ-ክርስትያን ዝኾነ መንፈሳዊ ኣገልግሎት ከይህልዎም ንምኽልካል “መናፍቕ”ጌሩ ከም ዝወገዞም ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። ነዚ ዉሳነ መንበረ ጵጵስና ኣህጉረ ስብከታት ሰሜን አመሪካ፡ ኤውሮጳን ማአከላይ ምብራቕን አንጻር እቲ አብ ኣስመራ ዝርከብ ሲንዶስ ዝወሰዶ ስጉምቲ ናይ ተቓዉሞ መግለጺ ኣውጺኡ አሎ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኣመሪካ፡ ሳልሳይ ፓትሪያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ካብ ማእሰርቶም ክፍትሑ ብወግዒ ሓቲታ። 21/07/2019 06:01 ...
'ንራፋኤል ናዳል ስዒርዎ ከብቅዕ ኣብ ዝቕጽል ግጥሙ ብቑጡዕ ባህርያቱን ኣመና ሸለልትነቱን ተሳዒሩ ንፈተውቲ ከይተረፈ ኣቐይሙ' 19/08/2019 12:44 ...
ኣመሪካ፡ ፍቓድ መንበርን ዜግነትን ዝኸልእ ሓድሽ ሕጊ ትእውጅ። 14/08/2019 04:42 ...
“ብሃይማኖት፡ ብኣውራጃ ወይ ብብሄር ኣግላልነት ይወርደና ኣሎ ኢሎም ንዝጠርዑ፡ ክስምዑን ጉዳዮም ክፍታሕን ኣለዎ።” ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ 12/08/2019 56:27 ...
ኣሜሪካዊ ተጻዋታይ ኩዕሶ ሰኪዐት ንሓይሊ ዘደንፍዕ ጥረ ነገር ተመርሚሩ ጠኒሱ ከምዘሎ ስለዘመልከተ ካብ ጸወታ ተኣጊዱ 12/08/2019 10:15 ...
ኣብ ትግራይ ዝጣየሽ መገዲ ኣየር 'ኖርዝስታር' ኣስታት 3.8 ቢልዮን ብር ከም ዝስለዐሉ ኣጣየሽቱ ተዛሪቦም፡፡ (Ethio-News) 12/08/2019 08:23 ...
“ ሳዋ፡ ኣፍራይት ግዱድ ግልያታት መንግስቲን ስደተኛታትን” ሁዪማን ራይት ዎች 10/08/2019 04:22 ...
ሱዕዲ ኣብ ዝወደበቶ ኣኼባ ምቛም ልፍንቲ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪ፡ ኤርትራ ኣይተሳተፈትን፡፤ (News) 08/08/2019 07:29 ...
“ብመሰረት ኣህጉራዊ ሕጊ፡ ኤርትራ እንተፈትያ ጥራይ እያ፡ ኢትዮጵያ ኣፍ ደገ ባሕራ ክትጥቀም ትኽእል።” ዶ/ር ዳኒኤል 08/08/2019 23:30 ...
ህንዲን ፓኪስታንን ብጉዳይ ካሽሚር ኣብ ወጥሪ ኣትየን። 07/08/2019 08:34 ...
View More