Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

“ኣነ ሓደ ነቦይን፡ 7 ደቂ ባህታን፡ ዘኽቲምናን ተበታቲናን እነናልካ።” ኣማኒኤል ሚካኤል

Micheal Seltene and Bahta Seltene

ብምኽንያት 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ ኣብ ስደት ኣብ አስራኤል ዝነብር ኣማኒኤል ሚካኤል ብዛዕባ ኣብ ገድሊ ዝተሰወአ ኣቦኡን: ብዛዕባ ነቲ ብምኽንያት ዶብ ዝተሰወአ ከም ኣቦ ዘዕበዮ ሓወቡኡን፡ ብድሕሪኦም ዝተፈጥረ ኩነታትን ህይወት ስድራቤቶምን ይዛረብ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
“ኣነ ሓደ ነቦይን፡ 7 ደቂ ባህታን፡ ዘኽቲምናን ተበታቲናን እነናልካ።” ኣማኒኤል ሚካኤል 20/06/2019 10:59 ...
ኣብ ግብጺ ተለዓዒሉ ብዘሎ ህዝባዊ ተቓዉሞ ብዙሓት ሰልፈኛታት ኣብ ቀይዲ ኣትዮም። (ካብ ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃ) 22/09/2019 08:19 ...
"ኣውስትራሊያ ናብ ከዋኽብቲ ክትበጽሕ እያ" ቀ.ሚ. ሞሪሰን 22/09/2019 06:10 ...
ዕላል መጽሓፍ ምስ ደራሲ እዮብ ብእምነት (ሚሊዮን በረኸት) 20/09/2019 47:23 ...
ኣብ ኤርትራ ተኣሲሮም ዘለዉ ናይ ፖለቲካ እሱራት ብዘይ ቅድመ ኩነት ክፍትሑ ጸዊዒት ቀሪቡ። 19/09/2019 08:06 ...
ግብጺ፡ ዓቢ ሓጽቢ ህዳሰ ኣብ 7 ዓመታት ማይ ንክመልእ ዘቕረበቶ እማመ ኢትዮጵያ ኣይተቐበለቶን::( Tigrinya news) 19/09/2019 11:28 ...
“እቲ ንሕና ንፈልጦ፡ ህዝቢ እንተዝፈልጦ፡ ኩሉ ኣብ ጎንና ኮይኑ ምደገፈና” ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ) 19/09/2019 32:57 ...
መስርሕ ፍትሕ ኣብ ኣውስትራሊያ ከመይ'ዩ? 18/09/2019 08:05 ...
“ድሕሪ ሓደ መዓልቲ ከምንመውት፡ 90 ዓመታት ድማ ከምንጸንሕ ሓሲብና ንንበር።” መሓረና ይከኣሎ 18/09/2019 54:20 ...
ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ቩወልታ ኢስጳኛ ወዲቑ ውድድሩ ኣቋሪጹ፡ ከቢድ ሓደጋ ግን ኣይወረዶን 16/09/2019 14:02 ...
View More