ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዝኾነ ዲ/ዳኒኤል ክብረት፡ ኣብዝገበሮ ናይ መለዓዓሊ መደረ፡ ኣብ ታዝማኒያ/ ኣውስትራሊያ ዝነብሩ ዝነበሩ ደቀባት ኣቦርጂናዊያን ሓደ ሰብ ጥራይ ክሳብ ዝተርፍ ጸኒቶም እዮም ብምባል፡ ብተመሳሳሊ ኣብ ኢትዮጵያ’ውን ተመሳሳሊ ነገር ክፍጸም ምዝራቡ፡ ብብዙሓት ክንቀፍ ተራእዩ እዩ። ኣብዚ ኣብ ኣውስትራሊያ እዚ ጉዳይ ብኸመይ እዩ ዝር አ ንዝብል ሓሳብ ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድን ጋዜጠኛ ሰናይ ገብረመድህን ይዛረቡ። ካልኣይ ክፋሉ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
"ክንውለድ ኮለና ኣቦ ኣይመረጽናን ሓው ኣይመረጽናን ጎሮቤት ኣይመረጽና፡ ስለዚ ሓደ ሰብ ብትውልዱ ብሃይማኖቱ ክርገም የብሉን።"
Source: SBS