Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ዝመርሖም ኣጥቃዕቲ ዘለውዋ ሪያል ሶሰይዳድ ከይተሳዕረት 13 ተኸታተልቲ ግጥማት ድሕሪ ምጉዓዛ 3 ግዜ ዓወት ተሓሪምዋ

Source: Football Espana

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (06/12/2021)* ኬንያውያን ኣብ ዝዓብለልዎ ማራቶን ቫለንስያ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ጾታታት ካልኣይ ደረጃ ሒዞም ወዲኦም፡ ሓደ ኤርትራዊ ኸኣ 6ይ ወጺኡ፡* ደቀንስትዮ መንእሰያት ት20 ኢትዮጵያ ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም ደቀንስትዮ ት20 ኮስታሪካ ንቦትስዋና ስዒረንአን፡* ፊፋ ኢትዮጵያ ኣብ ዝነበረቶ ምድብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣንጻር ጋና ንዘካየደቶ ወሳኒ ግጥም መጻረዪ ንዋንጫ ዓለም ብዝምልከት ዘእተወቶ ጥርዓት ተቐባልነት የብሉን ክብል ነጺግዎ፡* ሻምፒዮናታት ኦሎምፒክስ ዝኾኑ ኮሎምቢያዊት ኢለይን ቶምሶን-ሄራህን ኖርወጃዊ ካርስተን ዎርሆልምን ኣብ ስልማታት ኣትለቲክስ ዓለም 2021 ብሉጻት ኣትሌታት ዓለም ናይ’ዚ ዓመት ተባሂሎም ተሰይሞም፡* ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ዝመርሖ መስመር መጥቃዕቲ ሒዛ ኣብ ግጥማት ላሊጋ ኣንጻር ሪያል ማድሪድ ዝገጠመት ሪያል ሶሰይዳድ 2-0 ተሳዒራ

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ዝመርሖም ኣጥቃዕቲ ዘለውዋ ሪያል ሶሰይዳድ ከይተሳዕረት 13 ተኸታተልቲ ግጥማት ድሕሪ ምጉዓዛ 3 ግዜ ዓወት ተሓሪምዋ 06/12/2021 08:25 ...
ቀጥታ ፈነወ SBS ትግርኛ (23 ግንቦት 2022) 23/05/2022 53:10 ...
ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት መዝነት ፍሉይ ተኸታታሊ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ክናዋሕ ተሓቲቱ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 23/05/2022 05:38 ...
ካብዚ ሓድሽ ተመሪጹ ዘሎ መንግስቲ ማሕበረሰብና እንታይ'ዩ ክረብሕ፧ ዝርርብ ምስ ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ 23/05/2022 16:15 ...
ቀጥታ ፈነወ SBS ትግርኛ (19 ግንቦት 2022) 19/05/2022 56:51 ...
ኢትዮጵያ ንውዕል ኣልጀርስ ቀጻሊ ረብሓታት ንከውሕስ ዳግም ትፍትሾ ከም ዘላ ም/ቀ ሚንስተርን ሚንስተር ጉዳይ ወጻኢ ደመቀ መኮነን ተዛሪቡ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 19/05/2022 07:04 ...
"ወያነ ንኲናት ኣንቂዶም ኣለዉ" መንግስቲ ኤርትራ “ኩሉ ግዝኣት ትግራይ ብሰላም ወይ ብኻልእ ሓራ ከይወጸ ጠጠው ዝብል ነገር የለን።” ጌታቸው ረዳ 18/05/2022 02:42 ...
ናይ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ምምራጽ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ) 18/05/2022 09:40 ...
ምርጫ 2022: ሰልፊ ግሪንስ 18/05/2022 07:46 ...
"ጀላል ያሲን ናብ ሓይልታት ምስመጻና ሮል ሞዴልና/ ኣብነትና'ዩ ኔሩ።" ዮሃንስ ጸጋይ 17/05/2022 21:42 ...
View More