Coming Up Mon 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣብ ግጥማት መላእ ኣፍሪቃ ብቕዓት ዘደንፍዕ ንጥረነገር ዝወሰደ ሻምፒዮን ወርቁ ተመንጢሉ፡ ካልኣይ ዝነበረ ኣሮን ክፍለ ክርከባ ይኽእል'ዩ፡

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (28/10/2019)* ሰንበረ ተፈሪን ዮሚፍ ከጀልቻን ኣብ ቫለንስያ ዓወታት ኣመዝጊቦም; ጸብጻብ ውድድራት ኣትለቲክስ ቀዳመ ሰንበት፡* ኢትዮጵያዊ ሻምፒዮን ግጥማት መላእ ኣፍሪቃ ብቕዓት ዘደንፍዕ ንጥረነገር ወሲዱ ድሕሪ ምእጋዱ ዓወቱ ናብ ኤርትራዊ ተዋሂቡ፡ * ኤርትራ ናብ ግጥማት ሻምፒዮና ሴካፋ ደቀንስትዮ ጋንታ ከምትልእኽ ኣፍሊጣ፡* ደቡብ ኮርያ ደገፍታ ብኣካልን ብቴሌቪዥንን ግጥማት ሃገሮም ክዕዘቡ ብዘይምኽኣሎም ንሰሜን ኮርያ ከሲሶማ፡

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኣብ ግጥማት መላእ ኣፍሪቃ ብቕዓት ዘደንፍዕ ንጥረነገር ዝወሰደ ሻምፒዮን ወርቁ ተመንጢሉ፡ ካልኣይ ዝነበረ ኣሮን ክፍለ ክርከባ ይኽእል'ዩ፡ 28/10/2019 09:24 ...
ኤርትራ ንውዳበታት ሃገራት ኣፍሪካ፣ ካሪብያንን ፓስፊክን ከም ትግደሰሉ ኣፍሊጣ። (ካብ ጸብጻባት) 16/12/2019 05:46 ...
ጉዳይ ምቕባል ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን - ቪዛ ኣውስትራሊያ ኣብ ዓመተ 2019 14/12/2019 08:58 ...
“ነቲ ናይ ኖበል ሽልማት ምስ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ቀረባ እዋን ተራኺብና ብሓንሳብ ክንጽምብሎ ተስፋ እገብር” ቀ.ሚ. ኣብይ ኣሕመድ። 12/12/2019 13:21 ...
ተጣባቒት ክሊማ ብረታ ታንበርግ ናይ Time Magazine ናይዚ ዓመት ዝበለጸት ሰብ ተባሂላ። 12/12/2019 06:19 ...
ኤርትራ ክሳብ 2024 ካብ 4-5% ቁጠባዊ ዕቤት እተመዝግበሉ ዕድል ከምዘሎ ተገሊጹ። (ካብ ጸብጻባት) 12/12/2019 06:54 ...
ኣብ ኣውስትራሊያ፡ ጃልባ ንምጅላብን ዓሳን ንምግፋፍን ፍቓድ ብኸመይ ይርከብ? (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 11/12/2019 08:58 ...
ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰል ምስ ዶ/ር ዳኒኤል ረዘነ መኮንን ኣብ SBS ትግርኛ 11/12/2019 54:08 ...
“ዶ/ር ኣብይ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ጭፍጨፋን መከራን ክቕጽልዩ ሓጊዙ አምበር ሰላም ኣየምጽአን” ኣብ ኖርዋይ ካብ ዝርከቡ ኤርትራዊያን 11/12/2019 19:22 ...
ኤርትራዊ ስደተኛ ነበር ኤፍሬም ግደይ ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ መሮር መዳልያ ድሕሪ ምዕታሩ ሓበን ሃገሩ ኣየርላንድ ኮይኑ 09/12/2019 09:23 ...
View More