ኣርእስታት ዜና፡ * ርብዒ ካብ ህዝቢ ኣውስትራሊያ ከቢድ ዓሌታዊ ኣድልዎ ከምዝበጽሖም ተገሊጹ፡* ሓንቲ ኣውቶቡስ ኣብ ሓደ ዝበረደ ውሒዝ ናይ ምብራቕ ሳይበሪያ ድሕሪ ምውሓጣ 9 ተሳፈርታ ሞይቶም፡* ቀዳማይ ሚኒስተር ማልታ ካብ ስልጣኑ ከምዝለቅቕ ኣፍሊጡ፡* ኣብ ግዝኣት ኒው ሳውዝ ወልስ ዝተኸስተ ባርዕ ጫካ ብዕጽፊ ወሲኹ፡ * ኣብ ኢትዮጵያ መራሕቲ ሰልፊ ብልጽግና ተፈራሪሞም፡* ፕሬዝዳንት ናሚብያ ኣብ ምርጫ ደጊሙ ተዓዊቱ፡
ኣብ ኢትዮጵያ ሚኒስተር ምክልኻል ለማ መገርሳ ምድማርን 'ውህደትን' ኣይድግፍን'የ ድሕሪ ምባሉ መራሕቲ ሰልፊ ብልጽግና ተፈራሪሞም
Source: Allafrica