Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

"ወተሃደራት ኤርትራን ዕጡቓት ኣምሓራን ካብ ትግራይ ክወጹ፣ መሰል ህዝቢ ትግራይ ዘይግህስ ሓይሊ ፀጥታ ክህሉ" ጻዊዒት ሚ/ር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ

Source: AAP

ሓጸርቲ ጸብጻባትሚንስተር ጉዳይ ወጻኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ቢሊንከን ኣብ ትግራይ ይፍጸም ኣሎ ንዝበሉዎ ምጽናት ዓሌት ኮይኖም። ጉዳይ ትግራይ ዝረኣየሉ ኣኼባ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሎምዓንቲ ክሳለጥ እዩ። ላዕለዋይ ዲፕሎማት ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኣቶ ብርሃነ ኪዳነማርያም ነቲ ኣብ ትግራይ ዝፍጸም ዘሎ ምጽናት ዓሌት ንምቅዋም መዝነቶም ከም ዝራሕርሑ ገሊጾም። መንግስቲ ፌደራል ናብ መቐለ ዝዓደሞም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝማኽሎም ዲፕሎማስያሰኛታት ህዝቢ መቐለ ንክልተ መዓልታት ኣብ ገዛ ኮፍ ብምባል ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ፌደራል ዘለዎ ተቓውሞን ዝወረዶ ማህሰይትን ገሊጹሎም።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
"ወተሃደራት ኤርትራን ዕጡቓት ኣምሓራን ካብ ትግራይ ክወጹ፣ መሰል ህዝቢ ትግራይ ዘይግህስ ሓይሊ ፀጥታ ክህሉ" ጻዊዒት ሚ/ር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ 11/03/2021 04:32 ...
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ሱዳን ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ግብጺን ዑደት ይገብር ኣሎ። (ካብ ሓጸርቲ ጸብጻብ) 05/05/2021 06:07 ...
ኣብ ኣውስትራሊያ ብናጻ ቋንቋ እንግሊዝኛ ምምሃር ይከኣል’ዩ። (መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 05/05/2021 07:55 ...
'ናይ ሓባር ኢፍጣር ወለዶታት ብሓንሳብ ክንእከብን ሃይማኖትን ባህልን ናብ ዝቕጽል ወለዶ ከነመሓላልፍን ይሕግዘና' - ኣማን ኣሕመድ ጣሃ 04/05/2021 09:57 ...
ኣብ ዙር ሩዋንዳ ሓደስቲ መንእሰያት ንኤርትራ ወኪሎም ይሳተፉ፣ ቀዳማይ መድረኽ ኮሎምቢያውያን ይዕብልሉዎ 03/05/2021 12:05 ...
'ኣብ’ዚ እዋን ምሉእ ትግራይ ክኽየድ ይከኣል፡ ኣብ ገለ ቦታታት ግን ረዲኤት ንምብጻሕ ወተሃደራዊ መሰነይታ የድሊ' ዲና ሙፍቲ 03/05/2021 11:20 ...
ኢትዮጵያ: ግብጽን ሱዳንን መጥቃዕቲ ክኸፍታ ከም ዝኽእላ ካብ ምሕንሓን ሓሊፈን ወተሃደራዊ ስምምዕ ተፈራሪመን ክትብል ኣብ ባይቶ ፀጥታ ሕ/ሃ ከሲሳ። 03/05/2021 06:11 ...
“ነቶም ናብ ዓመጽ ዘዋፍሩ እናኾነንና፡ ኣብ ጎኒ ዉጹዕ ህዝቢ ደው ኢልና ነንሕድሕድና ብፍቕርን ብሰላም ንንበር።” 01/05/2021 26:27 ...
ዕለታዊ ዜና 29 ሚያዚያ 2021 SBS ትግርኛ 29/04/2021 14:53 ...
"ናጽነት ተረኺቡ'ዩ ግና ሓርነት ኣይተረኽበን ኢልካ በዓል ናጽነት ኣይምልከተናን'ዩ ምባል ሓላፍነታዊ ኣይኮነን።" 29/04/2021 26:36 ...
View More