Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

እስላም፡ ንሕጃ ናብ መካ ሱዕዲ ዓረብ ከይከዱ ዝግበር መጸዋዕታ እናዓበየ መጺኡ።

Muslim worshippers perform the evening (Isha) prayers at the Kaaba, at the Grand Mosque in Saudi Arabia's holy city of Mecca

ካብ መላእ ዓለም ዝመጹ ልዕሊ ክልተ ሚሊዮን ኣመንቲ እስልምና ንዓመታዊ ንግደት ሕጃ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ናብ መካ ክነግዱ ትጽቢት ኣሎ።እንተኾነ ቁጽሮም እናበዝሐ ዝኸይድ ዘሎ ኣስላም ነቲ ሓደ ካብ ኣዕኑድ እቲ እምነት ዝኾነ ሕጃ፡ ሕቖኦም ብምሃብ ኣመንቲ ናብቲ ቅዱስ ቦታ ከይከዱ ጎስጓስ ጀሚሮም ኣለዉ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
እስላም፡ ንሕጃ ናብ መካ ሱዕዲ ዓረብ ከይከዱ ዝግበር መጸዋዕታ እናዓበየ መጺኡ። 29/07/2019 04:04 ...
ኣመንቲ ኦርተደክሳዊት ተዋህዶ ሃይማኖት ኣብ ጎንደር ሰልፊ ተቓውሞ ኣካይዶም (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 16/09/2019 05:16 ...
መንግስቲ ጥልያን ካብ ሊብያ ብባሕሪ ዝመጹ ስደተኛታት ይቕበል፡ 14/09/2019 05:23 ...
ኤርትራ ብዓፈና መዲያ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ኮይና። (ካብ ኣርእስታት ዕለታዊ ዜናታት) 12/09/2019 12:04 ...
ሰናይ ምንዮት ኣባላት ማሕበረሰብ ብዛዕባ ሓዲሽ ዓመትን ቅዱስ ዮሃንስን 12/09/2019 07:36 ...
ሓበጀረዋይ ሓድጊ ሙጋቤ 09/09/2019 05:46 ...
ካብቲ ዕልቕልቕ ዝበዝሖ መአከቢ ስደተኛታት ሊብያ: ሳልሳይ ሃገራት ብብዝሒ ከጣይሳ መጸዋዕታ ቐሪቡ። 09/09/2019 08:29 ...
መሬት ኤርትራ ዘይተኣደነ ናይ ነዳዲን ጋዝን ሃብቲ ተከኸዚንዎ ከምዘሎ ተገሊጹ። (Tigrinya News) 09/09/2019 08:41 ...
ቪድዮ ቅድድም ብሽክለታ ላ ቩወልታ ጀርዲን ማሪዋና የፈድሕ፤ ምሕላፍ ኢትዮጵያን ሽቶታት ኣሌክሳንደር ንሽወደንን 09/09/2019 10:40 ...
በዓል ዓሹራ ኣብ ትግራይ መስጊድ ኣልነጃሹ፣ ካብ ኤርትራ፣ ሱዳንን ጁቡትን ብዝመፁ ኣመንቲ እስልምና ይኽበር ኣሎ፡፡ (ጸብጻብ) 09/09/2019 04:57 ...
View More