Coming Up Thu 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ዓይነት መሰጋገሪ ቪዛታት ናይ ኣውስትራሊያ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

اگر ویزه بریجینگ سی داشته باشد، تحت هیچ شرایطی نمی‌توانید به خارج از کشور سفر کنید. Source: Getty Images

ኣብ ኣውስትራሊያ ውሽጢ ሓደ ሰብ ቪዛ ንምርካብ እንተኣመልኪቱ እሞ እቲ ናይ ቪዛ ሕቶኦም ውሳነ ክሳብ ዝወሃቦም ኣብ ውሽጢ ሃገር ብሕጊ ንክፀንሑ ናይ መሰጋገሪ ቪዛ ይወሃቦም እዩ ።ከከም ኩነታቱ ምስቲ ኣመልካቲ ዝተፈላለየ ቅድመ ኵነታት ዝመጹ ብዙሓት መሰጋገሪ ዘለዎም ቪዛታት ኣለዉ ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ መደብ፡ ብዛዕባ እቶም ፍሉጣት መሰጋገሪ ቪዛታትን ምስ ኦም ዝተሓሓዙ መሰላትን ቅድመ ኩነታትን ክገልጽ'ዩ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ዓይነት መሰጋገሪ ቪዛታት ናይ ኣውስትራሊያ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 13/10/2021 11:02 ...
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (29 ሕዳር 2021) 29/11/2021 15:55 ...
ብሰንኪ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኩናት ልዕሊ 9.4 ሚልዮን ሰባት ተጸበይቲ ሓገዝ ከም ዝኾኑ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። (ሓጸርቲ ጸብጻብ) 29/11/2021 07:33 ...
5 ኤርትራውያን ንስልማት ኣፍሪቃዊ ተቐዳዳማይ ተሓጽዮም፣ ሃይለን ፈይሳን ክሳብ ኲናት ክንኣቱ ኢና ይብሉ 29/11/2021 10:36 ...
ብዙሓት ሃገራት ብስንኪ ተፈጢሩ ዘሎ ሓድሽ ዓሌት ቫይረስ ን ሃገራት ደቡባዊ ኣፍሪቃ ዶባተን ይዓጽዋ። 28/11/2021 08:59 ...
ለውጢ ክሊማን ተተካኢ ጸዓትን፡ ምስ ዶ/ር ሳላሕ ጅምዕ ን ዶ/ር ትኳቦን ተ/ሚካኤል 27/11/2021 28:35 ...
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (25 ሕዳር 2021) 25/11/2021 17:21 ...
“12 መራሕቲ ሰራዊት ትግራይ ስጉምቲ ተወሲዱዎም፡ ም/ቀ ሚ/ር ደመቀ መኮነን ሓላፍነት ቀ/ይ ሚንስትር ተረኪቡ” ወሃቢ ቃል መንግስቲ ኢትዮጵያ 25/11/2021 10:10 ...
ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣውስትራሊያዊያን ብዘይ ወዓል ሕደር ካብታ ሃገር ክወጹ፡ ሚ/ሪ ወጻኢ ኣውስትራሊያ ኣተሓሳሲቡ 25/11/2021 01:34 ...
ካብ ፈረንሳ ናብ እንግሊዝ ብጃልባ ዝሰግሩ ዝነበሩ ስደተኛታት ጃልባኦም ብምጥሓላ ልዕሊ 30 ሰባት ሞይቶም። (ጸብጻብ) 25/11/2021 08:32 ...
View More