Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

ዕለታዊ ኣሃዛት መልከፍቲ ልዕሊ 100000 ኣብ ዝሓለፍሉ ምትዕርራያት ኣብ ክፍሊታት ሓገዝ ቫይረስ ተኻይዶም

Source: AAP

ግዝኣታትን ምምሕዳራዊ ከባቢታትን ኣውስትራልያ ካብ መመርመሪታት ኮቪድ-19 ፒሲኣር ናብ’ቲ ቅልጡፍ መርመራ ኣንቲጀን ዝኾነ ራፒድ ኣንቲጀን ቴስትስ (ራት) ኣብ ዝሰገራሉ እዋን ፈደራል መንግስቲ ናብ’ቲ ብሰንኪ መልከፍቲ ኮቪድ-19 ኣብ ገዝኦም ክውሸቡ ዝተገደዱ ሰባት ዝወሃብ ክፍሊት ቅልውላው ብኩራት ብሰንኪ ለበዳ (Pandemic Leave Disaster Payment) ምትዕርራይ ይገብር ኣሎ። እዚ ዝመጽእ ዘሎ ኣውስትራልያ ሕጂ ልዕሊ 100000 መልከፍታት ኮሮናቫይረስ ኣብ መዓልታዊ ኣሃዛታ ትምዝግብ ኣብ ዘላ እዋን’ዩ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ዕለታዊ ኣሃዛት መልከፍቲ ልዕሊ 100000 ኣብ ዝሓለፍሉ ምትዕርራያት ኣብ ክፍሊታት ሓገዝ ቫይረስ ተኻይዶም 09/01/2022 06:47 ...
ቀጥታ ፈነወ SBS ትግርኛ (19 ግንቦት 2022) 19/05/2022 56:51 ...
ኢትዮጵያ ንውዕል ኣልጀርስ ቀጻሊ ረብሓታት ንከውሕስ ዳግም ትፍትሾ ከም ዘላ ም/ቀ ሚንስተርን ሚንስተር ጉዳይ ወጻኢ ደመቀ መኮነን ተዛሪቡ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 19/05/2022 07:04 ...
"ወያነ ንኲናት ኣንቂዶም ኣለዉ" መንግስቲ ኤርትራ “ኩሉ ግዝኣት ትግራይ ብሰላም ወይ ብኻልእ ሓራ ከይወጸ ጠጠው ዝብል ነገር የለን።” ጌታቸው ረዳ 18/05/2022 02:42 ...
ናይ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ምምራጽ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ) 18/05/2022 09:40 ...
ምርጫ 2022: ሰልፊ ግሪንስ 18/05/2022 07:46 ...
"ጀላል ያሲን ናብ ሓይልታት ምስመጻና ሮል ሞዴልና/ ኣብነትና'ዩ ኔሩ።" ዮሃንስ ጸጋይ 17/05/2022 21:42 ...
ቢንያም ግርማይ ካብ ዝለዓሉ ተቐዳዳምቲ ጂሮ ብምዃን ይቕጽል፣ ኢትዮጵያ ኣብ ዓዳ ክካየዱ ዝግበኦም ግጥማታ ኣብ ማላዊ ከተካይዶም'ያ 16/05/2022 12:07 ...
ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (16 ግንቦት 2022) 16/05/2022 56:52 ...
ቀ/ሚንስተር ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ቀጻሊ ቀንዲ ቆላሕታኡ ትግራይ ዘይኮነስ ቀይሕ ባሕሪ ምዃኑ ምዝራቡ ይግለጽ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 16/05/2022 08:51 ...
View More