Coming Up Thu 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

በዓል ዓሹራ ኣብ ትግራይ መስጊድ ኣልነጃሹ፣ ካብ ኤርትራ፣ ሱዳንን ጁቡትን ብዝመፁ ኣመንቲ እስልምና ይኽበር ኣሎ፡፡ (ጸብጻብ)

ካልኦት ዜናታት፡ኣብ ኢትዮጵያ ኣሃዝ ብኮሌራ ዝተጠቕዑ ሰባት ካብ ኣስታት 2000 ናብ 64 ሰባት እንትትንኪ ለበዳ ሕማም ችኩንጉኒያ ካብ 20,000 ናብ 29,000 ሰባት በሪኹ፡፡ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነበረ ማእከላዊ ዝበሃል ቤት ማሕዩር ድሕሪ ምዕፃዉ ንተዓዘብቲ ተኸፊቱ፡፡ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ኣብ 99 ሄክታር መሬት ኣብ ልዕሊ ኣግራብ መጥቃዕቲ ዝፈተነ ዕስለ ኣንበጣ ይምከት ኣሎ ተባሂሉ፡፡ሲኖዶስ ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ኢትዮጵያ ንቲ ቤተ ክህነት ኦሮምያ ክምስርት ዝነጥፍ ዘሎ ኮሚቴ ከም ትኸሶ ኣፍሊጣ፡፡ እቲ ኮሚቴ ብወገኑ ምልኣተ ጉባኤ ኣብ ዘይነበረሉ ኣኼባ ዝተወሰነ ውሳነ መስርሕ ዝጠሓሰ እዩ ኢሉ፡፡

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
በዓል ዓሹራ ኣብ ትግራይ መስጊድ ኣልነጃሹ፣ ካብ ኤርትራ፣ ሱዳንን ጁቡትን ብዝመፁ ኣመንቲ እስልምና ይኽበር ኣሎ፡፡ (ጸብጻብ) 09/09/2019 04:57 ...
ኣብ ገማግም ባሕሪ ክዘናግዑ ክብሉ ዝጥሕሉ ዝበዝሑ ኣንፈት ምሕንባስ ዘይጸንሖም ካብ ካልኦት ሃገራት ዝመጹ እዮም 22/10/2019 08:41 ...
ፖለቲካን ስፖርትን ከም ሓውን ሓሰርን ኣብ ዝተሓዋወስሉ ጉዳይ ካታሎንያ፡ ግጥም ክላሲኮ ባርሴሎና-ሪያል ማድሪድ ናብ ታሕሳስ ተመሓላሊፉ፡ 21/10/2019 11:00 ...
“ፕረ. ኢሳያስ፡ ኣብ ጎደናታት መቐለ እናተዛወረ ምስ ህዝቡ ክራኸብ ዘለዎ ባህጊ ወትሩ ይገልጸለይ እዩ።” ቀ.ሚ. ኣብይ ኣሕመድ (ካብ ዜናታት) 21/10/2019 11:12 ...
ዘተ ሰላም ሱዳን ድሕሪ ናይ ብዙሕ እዋን ደውታ ዳግም ተባራቢሩ::(SBS HorAfrica News) 21/10/2019 05:44 ...
ተጋሩ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ካብ ትግራይ ወጻኢ ኣብ ዘለዋ ዩኒቨርሲታት ዝወርዶም መጥቃዕቲ ጠጠው ንክብል ዝጠልብ ሰላማዊ ሰልፊ ምም/ መቐለ ኸልኪሉ። (ካብ ጸብጻባት) 21/10/2019 09:46 ...
“ን ሄቨን ጓለይ ከም ታቦት ናይ ገዛና ጌርና ኢና ንርእያ።” ሙሉ ምሕረተኣብ 19/10/2019 40:22 ...
ኬንያ: 1.5 ቢሊዮን ዶላር ዝውድእ ፕሮጀክት ምህናጽ መገዲ ባቡር ጀሚራ (ካብ ዕለታዊ ዜና) 17/10/2019 06:15 ...
ሓጺር ታሪኽ ዮሃንስ ወዲ ዘሞ (ሞዛይክ ባህሊ SBS ትግርኛ) 17/10/2019 09:20 ...
ህወሓት ንዝተጀመረ ዝምድና ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ክድንፍዕ ምስ ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ዝከኣሎ ከምዝሰርሕ ገሊጹ:: 17/10/2019 07:46 ...
View More