Coming Up Thu 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

በዓል ኢሬቻ ድሕሪ 120 ዓመታት ኣብ ኣዲስ አበባ ክጽምበል ምቅርራባት ይግበር ኣሎ። (ካብ ጸብጻባት ልኡኽና)

Homeland Report መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝወጠኖ መደብ ምሻጥ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ካብ ምሁራት ተቓውሞ ገጢምዎ።ዓሚ ኣብ ዩኒቨርሲታት ኢትዮጵያ ናዕቢ ዘለዓዓሉ መማህራንን ተምሃሮን ስጉምቲ ተወሲዱዎም ተባሂሉ።ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኡን መጥቃዕቲ ክፍጸሙ ሓሲቦም ዝተብሃሉ ዕጡቓት ኣይ ኤስ ን ኣልሸባብን ብሓገዝ ካልኦት ሃገራት ከም ዝተትሓዙ ሃገራዊ ኣገልግሎት ድሕነት መረዳእታን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።በዓል ኢሬቻ ድሕሪ 120 ዓመታት ኣብ ኣዲስ አበባ ክጽምበል ምቅርራባት ይግበር ኣሎ። (ካብ ጸብጻባት ልኡኽና)

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
በዓል ኢሬቻ ድሕሪ 120 ዓመታት ኣብ ኣዲስ አበባ ክጽምበል ምቅርራባት ይግበር ኣሎ። (ካብ ጸብጻባት ልኡኽና) 23/09/2019 04:06 ...
ኬንያ: 1.5 ቢሊዮን ዶላር ዝውድእ ፕሮጀክት ምህናጽ መገዲ ባቡር ጀሚራ (ካብ ዕለታዊ ዜና) 17/10/2019 06:15 ...
ሓጺር ታሪኽ ዮሃንስ ወዲ ዘሞ (ሞዛይክ ባህሊ SBS ትግርኛ) 17/10/2019 09:20 ...
ህወሓት ንዝተጀመረ ዝምድና ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ክድንፍዕ ምስ ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ዝከኣሎ ከምዝሰርሕ ገሊጹ:: 17/10/2019 07:46 ...
“ኩሉ ነገርና ምስ ፖለቲካ ተኣሳሲሩ’ዩ፡ ዋላ ስቕ እንተበልካ ፖሎቲካ እዩ ኾይኑ።” ሳብሪናን ኣድያምን 16/10/2019 20:37 ...
ጥምየት ንምውጋድ፡ ብዝሒ ህዝቢ ዓለም ምጉዳል 16/10/2019 04:41 ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይን ፕሬዝዳንት አብደል ፋታሕ አል ሲሲ ክራኸቡ እዮም:: (ካብ ዜናታት) 14/10/2019 06:22 ...
ኣብ ኡጋንዳ ደሃዮም ጠፊኡ ዝነበረ መንእሰያት ኣባላት ሕርይቲ ጋንታ ኤርትራ ስቕታኦም ሰቢሮም 14/10/2019 14:50 ...
“ንሕና በጃ ህዝቢ እምበር ወኪል ህዝቢ ኤርትራ ክንከውን ኣይንደልን ኢና።” ካብ ማ/ሰብ ኤርትራዊያን ኲንስላንድ 14/10/2019 24:42 ...
ጃፓን ብሓያል ህቦቡላዊ ዝናብ ትውቃዕ 14/10/2019 04:49 ...
View More