Coming Up Thu 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

ኤርትራውያን ኣብ ህንጸት መፈልፈሊ ጸዓት ኤሌክትሪክ ተከዘ ኢትዮጵያውያን ተጋሩ ኣብ ህንጸት ወደብ ባጽዕ ክተሓጋገዙ ይገበር

Source: SBS Tigrinya

በቲ ዝረሃወ ዕድል ኤርትራውያን ኣብ ህንጸት መፈልፈሊ ጸዓት ኤሌክትሪክ ተከዘ ኢትዮጵያውያን ተጋሩ ኣብ ህንጸት ወደብ ባጽዕ ክተሓጋገዙ፤ ንመሬት ባድመ ሓዊሱ መዋሰንቲ ከባብታት ክልቲአን ሃገራት ካብ ተከዘን መረብን ብዝውሕዝ ማይ መስኖ ክምዕብል ዝጠልብ ቃለ መሕትት ምስ ኣስገዶም ተወልደ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኤርትራውያን ኣብ ህንጸት መፈልፈሊ ጸዓት ኤሌክትሪክ ተከዘ ኢትዮጵያውያን ተጋሩ ኣብ ህንጸት ወደብ ባጽዕ ክተሓጋገዙ ይገበር 25/12/2019 26:02 ...
“ናይ ኢትዮጵያን ትግራይን ምፍታሕ ከም ናይ ካቶሊክ ፍትሕ እዩ።” ሳልሕ “መሰል ዓርሰ ዉሳነን ሃገር ምዃንን ዝብል ሕቶ፥ ንትግራይ እቲ ዝነኣሰ ሕቶ እዩ።” መረሳ 26/02/2020 47:46 ...
ኣብ ከተማ ኣምቦ ኣብ ልዕሊ ናይ ደገፍ ሰላማዊ ሰልፊ ዝገብሩ ዝነበሩ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ ተፈጺሙ። (ካብ ዜናታት) 24/02/2020 07:53 ...
ጭንቀት ናይቶም ኣብ ሕምብርቲ ለብዳ ቫይረስ ዝኾነት ክ/ሃገር ሁበይ ዝርከቡ ዜጋታትን ጥርዓንን 24/02/2020 03:55 ...
ኣብዚ ቕነ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት 24/02/2020 10:19 ...
“ዉዒሉ ሓዲሩ ደጀን ኤርትራዊያን ተጋሩ፡ ደጀን ተጋሩ ድማ ኤርትራዊያ እዮም።” ስየ ኣብርሃ 24/02/2020 06:14 ...
"ኢሳያስ ኣፈወርቂ ናብ ሜዳ ዝወረደ ብሚሽን (ተላኢኹ) እዩ፡ ዝብል እምነትዩ ዘሎኒ።" ዶ/ር መሓመድኬር ዑመር 22/02/2020 49:49 ...
ኣውስትራሊያ ቁጠባኣ ከይህሰ ካብ ብዙሕ ሃገራት ተመሃሮ ክመጽዋ ሃሰው ትብል፥ 22/02/2020 03:33 ...
ዶ/ር ዓብደላ፡ካብ ሓኪም ህስፒታል ኣብ ከረን ናብ ብዘይክሲ ን20 ዓመት ፍርዲ ማእሰርቲን ስደትን 20/02/2020 38:53 ...
“ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንናይ ግዳማዊ ምትእትታው ዘይቃወም እንተኾይኑ፣ ን ትግራይ ከም ሃገር ክፈልጣ ኣለዎ።” ዶ/ር ደብረጽዮን 20/02/2020 06:15 ...
View More