Coming Up Thu 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ብሓባር ዝግበር ናይ እግሪ ጉዕዞ ንጥዕና ጥራይ ዘይኮነ ንሓጎስን ምሕዝነትን መሰረት ዝተክል'ዩ፡

ምንባርኣብኣውስትራልያ (29/08/2019)ብእግርኻ ምጓዓዝን ምንቅስቓስን ብዙሓት ጥዕናዊ መኽሰባት ክህልውዎ እንከለው ምስ ካልኦት ናይ ሓባር እግሪ ጉዕዞ ግን ሓጎስን ምሕዝነትን ብምውሳኽ ድርብ ረብሓ ይርከቦ። ፍሉይ ረብሓን ተሞክሮን ክትረኽቡ አብ ሓደ ማሕበር ወይ ምትእኽኻብ ክትጽንበሩ ሓሲብኩም ትፈልጡ’ዶ፧

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ብሓባር ዝግበር ናይ እግሪ ጉዕዞ ንጥዕና ጥራይ ዘይኮነ ንሓጎስን ምሕዝነትን መሰረት ዝተክል'ዩ፡ 29/08/2019 09:44 ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይን ፕሬዝዳንት አብደል ፋታሕ አል ሲሲ ክራኸቡ እዮም:: (ካብ ዜናታት) 14/10/2019 06:22 ...
ኣብ ኡጋንዳ ደሃዮም ጠፊኡ ዝነበረ መንእሰያት ኣባላት ሕርይቲ ጋንታ ኤርትራ ስቕታኦም ሰቢሮም 14/10/2019 14:50 ...
“ንሕና በጃ ህዝቢ እምበር ወኪል ህዝቢ ኤርትራ ክንከውን ኣይንደልን ኢና።” ካብ ማ/ሰብ ኤርትራዊያን ኲንስላንድ 14/10/2019 24:42 ...
ጃፓን ብሓያል ህቦቡላዊ ዝናብ ትውቃዕ 14/10/2019 04:49 ...
ሰብ ሃብቲ ትግራይ፡ ባንኪ ትግራይ ከምስርቱ መዲቦም። (ጸብጻብ) 14/10/2019 09:04 ...
“እዚ ንዶ/ር ኣብይ ተዋሂቡ ዘሎ ሽልማት፤ ንመጻኢ ንኽሰርሕ ከም መተባብዒ ጥራይ’ዩ ክውሰድ ዝኽእል” ዘተ ምስ ዶ/ር መብራህቱ፡ ኡስታዝ ሑሴንን ዶ/ር ኣማኒኤልን። 12/10/2019 51:17 ...
ስልማት ሰላም ኖቤል ክዕወቱ ዝኽእሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ወይ ግሬታ ቱንበርግ እዮም፡ 10/10/2019 10:26 ...
ኤሪሳት ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ብብዝሒ ስለዝስማዕ ብዙሕ ርእይቶታት ይመጸና'ዩ፡ 10/10/2019 23:07 ...
ሓይልታት ቱርኪ ናብ ዶብ ሶርያ ኣቕኒዖም፡ 09/10/2019 03:11 ...
View More