Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ብሪጣንያ፡ ነታ መርከባ ወሲዳትላ ዘላ ኢራን እንታይ ከምትገብራ ክትውስን ትጽገም።

A speedboat of the Iran's Revolutionary Guard moves around a British-flagged oil tanker Stena Impero,

ኢራን ናይ ብሪጣኒያ ናይ ጽዕነት መርከብ ዝሓለፈ ሰሙን ምስተቖጻጸረት መንግስቲ ብሪጣንያ ክወስዶም ዝኽእል ስጉምቲታት ይሓስብ ኣሎ።ኣመሪካ ንብሪጣኒያ ኣብቲ ቅልውላው ክትሽመም ትስሕባ ኣላ ክብል ድማ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢራን ኣፍሊጡ ኣሎ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ብሪጣንያ፡ ነታ መርከባ ወሲዳትላ ዘላ ኢራን እንታይ ከምትገብራ ክትውስን ትጽገም። 22/07/2019 04:33 ...
'ንራፋኤል ናዳል ስዒርዎ ከብቅዕ ኣብ ዝቕጽል ግጥሙ ብቑጡዕ ባህርያቱን ኣመና ሸለልትነቱን ተሳዒሩ ንፈተውቲ ከይተረፈ ኣቐይሙ' 19/08/2019 12:44 ...
ኣመሪካ፡ ፍቓድ መንበርን ዜግነትን ዝኸልእ ሓድሽ ሕጊ ትእውጅ። 14/08/2019 04:42 ...
“ብሃይማኖት፡ ብኣውራጃ ወይ ብብሄር ኣግላልነት ይወርደና ኣሎ ኢሎም ንዝጠርዑ፡ ክስምዑን ጉዳዮም ክፍታሕን ኣለዎ።” ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ 12/08/2019 56:27 ...
ኣሜሪካዊ ተጻዋታይ ኩዕሶ ሰኪዐት ንሓይሊ ዘደንፍዕ ጥረ ነገር ተመርሚሩ ጠኒሱ ከምዘሎ ስለዘመልከተ ካብ ጸወታ ተኣጊዱ 12/08/2019 10:15 ...
ኣብ ትግራይ ዝጣየሽ መገዲ ኣየር 'ኖርዝስታር' ኣስታት 3.8 ቢልዮን ብር ከም ዝስለዐሉ ኣጣየሽቱ ተዛሪቦም፡፡ (Ethio-News) 12/08/2019 08:23 ...
“ ሳዋ፡ ኣፍራይት ግዱድ ግልያታት መንግስቲን ስደተኛታትን” ሁዪማን ራይት ዎች 10/08/2019 04:22 ...
ሱዕዲ ኣብ ዝወደበቶ ኣኼባ ምቛም ልፍንቲ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪ፡ ኤርትራ ኣይተሳተፈትን፡፤ (News) 08/08/2019 07:29 ...
“ብመሰረት ኣህጉራዊ ሕጊ፡ ኤርትራ እንተፈትያ ጥራይ እያ፡ ኢትዮጵያ ኣፍ ደገ ባሕራ ክትጥቀም ትኽእል።” ዶ/ር ዳኒኤል 08/08/2019 23:30 ...
ህንዲን ፓኪስታንን ብጉዳይ ካሽሚር ኣብ ወጥሪ ኣትየን። 07/08/2019 08:34 ...
View More