Coming Up Thu 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ብሰንኪ ዓሌታዊ ግጭት ኣሻሓት ከምተቐትሉን ሚሊዮናት ሰባት ካብ መንበሪኦም ከምተፈናቐሉን መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣሚኑ። (SBS Tigrinya News)

ኣርእስታት ዜና ምውራድ ጥንሲ ገበን ዘየቑጽር ሓድሽ ሕጊ ኒው ሳውዝ ወልስ 26 ብ 14 ድምጺ ኣብ ላዕለዋይ ባይቶ እቲ ክፍለግዝኣት ሓሊፉ።ኣብዙርያ ዓለም ዝግበር ምግሃስ ነጻነት መዲያ ንመሰል ሓሳብካ ብነጻነት ምግላጽን ደሞክራሲን ዝፈታተን ምዃኑ ተጣባቒት ሰብኣዊ መሰላትን ጠበቓን Amal Clooney ገሊጻ።ካብ ሓዳር ወጻኢ ግብረ ስጋ ምፍጻም ዝእግድ ሓዲሽ እማመ ሕጊ ድሕሪ ምቕራቡ፡ ኣሻሓት ኢንዶኖዢያዊያን ተመሃሮ ንሳልሳይ መዓልቶም ናይ ተቓዉሞ ሰልፊ ይገብሩ ኣለዉ።ናይ ኣመሪካ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ወግ ዓዊ ክሲ ክቐርበሉ ጻዊዒት ቀሪቡ።ብሰንኪ ዓሌታዊ ግጭት ኣሻሓት ከምተቐትሉን ሚሊዮናት ሰባት ካብ መንበሪኦም ከምተፈናቐሉን መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣሚኑ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ብሰንኪ ዓሌታዊ ግጭት ኣሻሓት ከምተቐትሉን ሚሊዮናት ሰባት ካብ መንበሪኦም ከምተፈናቐሉን መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣሚኑ። (SBS Tigrinya News) 26/09/2019 09:19 ...
ተመሃሮ ዩኒቨርሲቲ ወልዲያ ግጥም ኣርሴናል ለስተር ሲቲ ተዓዚቦም ናብ መደቀሲኦም እናተመልሱ ድሕሪ ዝተፈጥረ ዕግርግር ብውሑዱ ክልተ መይቶም፡ 11/11/2019 13:35 ...
“ኢትዮጵያ ንምንታይ ሓጽቢ ህዳሰ ክትሃንጽ ኣድለያ? ካልእ ምንጪ ጸዓት ዘይትደሊ?”ፕሬዚደንት ዶናልድ ትራምፕ 11/11/2019 08:28 ...
ብርቱዕ ባርዕ ጫካ፡ ንኽልተ ክፍላተ ግዝኣት ኣውስትራሊያ ይሕምሰን 11/11/2019 06:23 ...
“እቲ ጉባኤ፡ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ብምርኣይ፡ነቲ ምስሊ ኤርትራ ክጽልም ዝጸንሐ ኩነታት ዝቐየረ እዩ።” ተሳተፍቲ ኣብ ኣስመራ ዝተቓንዐ ዋዕላ ውዳበ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካን ኮሚሽን ቁጠባ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንምብራቕ ኣፍሪካ። 11/11/2019 09:23 ...
“ሎሚ ዝበዝሐ ህዝቢ ኤርትራ’ዩ ኣብ ጎኒ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ተሰሊፉ ዘሎ።” ኣወሃሃድቲ ሰላማዊ ሰልፊ 09/11/2019 13:39 ...
ናይ ኲናት መሳርሒ ስናይፐር (ቅጭ ሕርሙ)ን ተመሳሰልቲ ነገራትን ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣዲስ ኣበባ ተታሒዙ።(ካብ ኣርእስታት ዜና) 07/11/2019 10:49 ...
ኣገልግሎት ሕጊ ነቶም ትሑት ደሞዝ ዝረኽቡ ስደተኛታት 07/11/2019 05:03 ...
“ጠንቂ ምንጻል ኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ፡ ዓንቀጽ ሰለስተ ናይ ዉጫለ ውዕል እዩ።” ኣብ መመረቕታ መጽሓፍ “የኢትዮ-ኤርትራ ስንክሳር” 07/11/2019 09:16 ...
ዕላል ምስ ጸሓፊ ክፍለዮሃንስ ተወልደብርሃን (ጎርደን) 06/11/2019 31:54 ...
View More