Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ህቡብ ወኪል ከዋኽብቲ ኩዕሶ እግሪ ዝላታን፣ ፖግባን ሃላንድን ዝነበረ ሚኖ ራዮላ ነዊሕ ድሕሪ ምሕማሙ ዓሪፉ

ሚኖ ራዮላ ምስ ዝላታን ኢብራሂሞቪች Source: Getty Images

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (25/04/2022)* ኣብ ጀርመን ውድድራት ጉያ እግሪ 5 ኪሜ፣ 10 ኪሜን ፍርቂ ማራቶንን ተኻይዶም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብዙሓት ዓወታት ኣመዝጊቦም፣* ኤርትራዊ ኮኾብ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ምስ ጋንትኡ ኢንተርማሽ ዎንቲ ጎቤር ክሳብ 2026 ዓም ዘጽንሖ ናይ ኣርባዕተ ዓመት ሓድሽ ውዕል ፈሪሙ፣* ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይ ኣብ ዙር ሮማንዲ ኣብ ስዊዘርላንድ፣ ኤርትራውያን ሄኖክ ምሉእብርሃን፣ ኤፍሬም ገብረህይወትን ገብረህይወት ብርሃነን ከም’ኡ’ውን ኢትዮጵያዊ ነጋሲ ሃይሉ ኣብርሃን ኣብ ኢጣልያ ተቐዳዲሞም ዘዕግብ ውጽኢት ኣመዝጊቦም፣* ኣብ ካልኣይ እግሪ ሳልሳይ ዙርያ መጻረዪ ግጥም ንዋንጫ ዓለም ኩ’እግሪ ፊፋ ት17 መንእሰያት ደቀንስትዮ ኢትዮጵያ ብደቡብ ኣፍሪቃ ብጸቢብ 1-0 ተሳዒራ፣ ናብ ዝቕጽል ዙር ግን ብውህሉል ነጥቢ ሓሊፋ፣* ንበዓል ዝላታን ኢብራሂሞቪች፣ ፖውል ፖግባን አርሊንግ ሆላንድ ዝርከብዎም ዓማዊል ዝሓዘ ሓደ ካብ’ቶም ዝለዓሉን ዝሓየሉን ወከልቲ ከዋኽብቲ ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ዓለምና ዝኾነ ኢጣልያዊ ሚኖ ራዮላ ብሕማም ምኽንያት ዓሪፉ፣

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ህቡብ ወኪል ከዋኽብቲ ኩዕሶ እግሪ ዝላታን፣ ፖግባን ሃላንድን ዝነበረ ሚኖ ራዮላ ነዊሕ ድሕሪ ምሕማሙ ዓሪፉ 02/05/2022 13:16 ...
ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (27 ሰነ 2022) 27/06/2022 55:01 ...
መርሃዊ ቅዱስ ሻምፒዮን ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ኮይኑ፣ ደቀንስትዮ መንእሰያት ሕርይቲ ጋንታ ክሳብ ሕጂ ኣብ ኡጋንዳ ይሕብኣ 27/06/2022 10:29 ...
ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን፡ 170 ኪ.ሜ ዶብ ኢትዮጵያ ጥሒሶም መደበር ዕደና ወርቂ ከምዝተቘጻጸሩ ተገሊጹ። (ጸብጻብ) 27/06/2022 09:38 ...
ኣብ ድሮ ዋዕላ G7; ዋና ከተማ ዩክሬን ኬቭ ብሚሳይላት ትድብደብ.... 27/06/2022 04:43 ...
"ወትሩ ዝሓልሞ ስለዝነበርኩን ብኻልእን ምኽንያት'የ ኣብ ቪክቶሪያ መምህር ኮይነ።" መምህር ጀማል እኩድ 26/06/2022 12:37 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (23 ሰነ 2022) 23/06/2022 57:04 ...
"ገዝሚ ሰማእታት ትኸውን ሉኣላዊት ሃገር ትግራይ ክትፍጠር ኣለዋ።" ክልተ ሰልፍታት ፖለቲካ ትግራይ 23/06/2022 08:31 ...
ሓድሽ ግምባር ኲናት ራሻ ኣብ ሊትወይንያ፡ ዩክሬን ኣባል ሕብረት ኣውሮጳ ትኸውን 23/06/2022 07:53 ...
መስርሕ ስርዓተ ቐብሪ ኣብ ኣውስትራሊያ ብኸመይ እዩ ዝፍጸም (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 22/06/2022 10:30 ...
View More