Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ቢንያም ግርማይ ንደቂ ጋንትኡ፣ ሰራሕተኛታትን ደገፍቱን ኣመስጊኑ ኣብ ቀረባ ግዜ የራኽበና ይብል

Source: SBS

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (23/05/2022)* ግጥማት ኣትለቲክስ ኣልማዛዊ ሊግ ናይ’ዚ ወቕቲ ኣብ ከተማ በርሚንግሃም፣ ዓዲ እንግሊዝ፣ ተኻይዱ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ኣብ 5000 ሜ ብዓብላሊ ተዓዊተን፣* ናብ ዋንጫ ዓለም ኩዕሶ እግሪ ደቀንስትዮ ት17 መንእሰያት መወዳእታ ዙር መጻረዪ ግጥማት ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳማይ እግሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 1-0 ብናይጀርያ ተሳዒራ፣* ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ኣሰልጣኒ ዉበቱ ኣባተን እታ ሃገር ዘለዉዋ መጻረዪ ግጥማት ዝውክልዋ ናይ 28 ተጻወቲ ዝርዝር ስም ዘርጊሖም፣* ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ሰንበት ድሕሪ ዝተኻየዱ ናይ መወዳእታ ዙር ግጥማት ብዓወት ማንቸስተር ሲቲ ተዛዚሙ፣* ኤርትራዊያን ናትናኤል ተስፋጽዮንን መርሃዊ ቅዱስን ንኡድ ተሳትፎኦም ኣብ ጂሮ ድ’ኢታልያ ኣብ ዝቐጸልሉ ቢንያም ግርማይ ግን ቦኽሪ ንኤርትራውያንን ኣፍሪቃውያንን ተቐዳደምቲ ዝኾነ መድረኻዊ ዓወት ድሕሪ ምምዝጋቡ ዓወቱ እናብዓለ ዓይኑ ስለዝተሃርመ ውድድሩ ኣቋሪጹ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ቢንያም ግርማይ ንደቂ ጋንትኡ፣ ሰራሕተኛታትን ደገፍቱን ኣመስጊኑ ኣብ ቀረባ ግዜ የራኽበና ይብል 24/05/2022 09:57 ...
"ምምህርና ፍልጠትካን ትምህርትኻን ንኽትውስኽ ዝሕግዝ ሞያ እዩ።" ዝርርብ ምስ መም/ ጀማል እኩድ 29/06/2022 12:56 ...
“ናብ ሃገር እንቋዕ ደሓን መጻእኩም" እንታይ እዩ፧ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 29/06/2022 09:44 ...
ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (27 ሰነ 2022) 27/06/2022 55:01 ...
መርሃዊ ቅዱስ ሻምፒዮን ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ኮይኑ፣ ደቀንስትዮ መንእሰያት ሕርይቲ ጋንታ ክሳብ ሕጂ ኣብ ኡጋንዳ ይሕብኣ 27/06/2022 10:29 ...
ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን፡ 170 ኪ.ሜ ዶብ ኢትዮጵያ ጥሒሶም መደበር ዕደና ወርቂ ከምዝተቘጻጸሩ ተገሊጹ። (ጸብጻብ) 27/06/2022 09:38 ...
ኣብ ድሮ ዋዕላ G7; ዋና ከተማ ዩክሬን ኬቭ ብሚሳይላት ትድብደብ.... 27/06/2022 04:43 ...
"ወትሩ ዝሓልሞ ስለዝነበርኩን ብኻልእን ምኽንያት'የ ኣብ ቪክቶሪያ መምህር ኮይነ።" መምህር ጀማል እኩድ 26/06/2022 12:37 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (23 ሰነ 2022) 23/06/2022 57:04 ...
"ገዝሚ ሰማእታት ትኸውን ሉኣላዊት ሃገር ትግራይ ክትፍጠር ኣለዋ።" ክልተ ሰልፍታት ፖለቲካ ትግራይ 23/06/2022 08:31 ...
View More