Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኢቦላ ንዓለም ዘስግእ ሕማም ኮይኑ ተባሂሉ።

workers wearing protective suits take their shift at a treatment center in Beni, Congo DRC.

ለበዳ ሕማም ኢቦላ ኣብ ደሞክራሲያዊ ሪፑብሊክ ኮንጎ ስግኣት ምሉእ ዓለም ምዃኑ ኣህጉራዊ ዉድብ ጥዕና (WHO )ገሊጹ።እቲ ሕማም ኣብቲ ከባቢ ልዕሊ 1600 ሰባት ኣብዝቐትለሉ ዘሎ እዋን ተወሳኺ ሓገዝ ከምዘድሊ ኪኢላታት ገሊጾም።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኢቦላ ንዓለም ዘስግእ ሕማም ኮይኑ ተባሂሉ። 18/07/2019 04:56 ...
ኣመሪካ፡ ፍቓድ መንበርን ዜግነትን ዝኸልእ ሓድሽ ሕጊ ትእውጅ። 14/08/2019 04:42 ...
“ብሃይማኖት፡ ብኣውራጃ ወይ ብብሄር ኣግላልነት ይወርደና ኣሎ ኢሎም ንዝጠርዑ፡ ክስምዑን ጉዳዮም ክፍታሕን ኣለዎ።” ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ 12/08/2019 56:27 ...
ኣሜሪካዊ ተጻዋታይ ኩዕሶ ሰኪዐት ንሓይሊ ዘደንፍዕ ጥረ ነገር ተመርሚሩ ጠኒሱ ከምዘሎ ስለዘመልከተ ካብ ጸወታ ተኣጊዱ 12/08/2019 10:15 ...
ኣብ ትግራይ ዝጣየሽ መገዲ ኣየር 'ኖርዝስታር' ኣስታት 3.8 ቢልዮን ብር ከም ዝስለዐሉ ኣጣየሽቱ ተዛሪቦም፡፡ (Ethio-News) 12/08/2019 08:23 ...
“ ሳዋ፡ ኣፍራይት ግዱድ ግልያታት መንግስቲን ስደተኛታትን” ሁዪማን ራይት ዎች 10/08/2019 04:22 ...
ሱዕዲ ኣብ ዝወደበቶ ኣኼባ ምቛም ልፍንቲ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪ፡ ኤርትራ ኣይተሳተፈትን፡፤ (News) 08/08/2019 07:29 ...
“ብመሰረት ኣህጉራዊ ሕጊ፡ ኤርትራ እንተፈትያ ጥራይ እያ፡ ኢትዮጵያ ኣፍ ደገ ባሕራ ክትጥቀም ትኽእል።” ዶ/ር ዳኒኤል 08/08/2019 23:30 ...
ህንዲን ፓኪስታንን ብጉዳይ ካሽሚር ኣብ ወጥሪ ኣትየን። 07/08/2019 08:34 ...
“ሰበይቲ ኮይና ትራክ እናዘወረት ብዙሕ ኣይክትጸንሕን እያ ዝብሉኒ ደቂ ተባዕትዮ ሓበሻ ኔሮም።” ሳሮን ጸጋይ 07/08/2019 16:47 ...
View More