Coming Up Thu 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ባርዕ ጫካ ህይወት ይቐዝፍን ንብረት የጥፍእን ኣሎ።

Source: DFES Incident Photographer Morten Boe

ኣብ ኣውስትራሊያ ክፍለግዝኣታት ኒው ሳውዝ ወልስን ቪክቶሪያን ዝቕጽል ዘሎ ባርዕ ሓዊ ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ኣብዝኸደሉ ዘሎ እዋን፡ ብሰንኩ ዝስዕብ ዘሎ ቁጽሪ ሞት ሰባት ይውስኽ ኣሎ። ኣብ ምብራቕ ጊፕስላንድ ቪክቶሪያን ኣብ ኒው ሳውዝ ወልስን ብዝቕጽል ዘሎ ባርዕ፡ ዛጊት ብውሕዱ 8 ሰባት ሞይቶም ኣማኢት ገዛውቲ ናብ ሓሞኹሽቲ ተቐይሩ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ባርዕ ጫካ ህይወት ይቐዝፍን ንብረት የጥፍእን ኣሎ። 02/01/2020 05:06 ...
ኣብ ከተማ ኣምቦ ኣብ ልዕሊ ናይ ደገፍ ሰላማዊ ሰልፊ ዝገብሩ ዝነበሩ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ ተፈጺሙ። (ካብ ዜናታት) 24/02/2020 07:53 ...
ጭንቀት ናይቶም ኣብ ሕምብርቲ ለብዳ ቫይረስ ዝኾነት ክ/ሃገር ሁበይ ዝርከቡ ዜጋታትን ጥርዓንን 24/02/2020 03:55 ...
ኣብዚ ቕነ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት 24/02/2020 10:19 ...
“ዉዒሉ ሓዲሩ ደጀን ኤርትራዊያን ተጋሩ፡ ደጀን ተጋሩ ድማ ኤርትራዊያ እዮም።” ስየ ኣብርሃ 24/02/2020 06:14 ...
"ኢሳያስ ኣፈወርቂ ናብ ሜዳ ዝወረደ ብሚሽን (ተላኢኹ) እዩ፡ ዝብል እምነትዩ ዘሎኒ።" ዶ/ር መሓመድኬር ዑመር 22/02/2020 49:49 ...
ኣውስትራሊያ ቁጠባኣ ከይህሰ ካብ ብዙሕ ሃገራት ተመሃሮ ክመጽዋ ሃሰው ትብል፥ 22/02/2020 03:33 ...
ዶ/ር ዓብደላ፡ካብ ሓኪም ህስፒታል ኣብ ከረን ናብ ብዘይክሲ ን20 ዓመት ፍርዲ ማእሰርቲን ስደትን 20/02/2020 38:53 ...
“ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንናይ ግዳማዊ ምትእትታው ዘይቃወም እንተኾይኑ፣ ን ትግራይ ከም ሃገር ክፈልጣ ኣለዎ።” ዶ/ር ደብረጽዮን 20/02/2020 06:15 ...
ምድላው ንናይ ስራሕ ቃለ መሕትት (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 19/02/2020 08:28 ...
View More