Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

መሰላት ቆልዑ ኣብ ኣውስትራሊያ (ሰሙናዊ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Source: Getty Images

እቲ ናይ ሕቡራት ሃገራት ውዕል መሰላት ናይ ህጻናት፡ ሓደ ካብ ኣህጉራዊ ስምምዕ ሰብኣዊ መሰላት እዩ። እዚ ውዕል ሰብኣዊ መሰላት ተባሂሉ እውን ዝፍለጥ ኰይኑ ፡ ቈልዑን መንእሰያትን እንታይ መሰላት ክሓቱ ከም ዝኽእሉ ድማ ዝገልጽ እዩ ። ዳርጋ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከባ ኵለን ሃገራት ፡ እንተላይ ኣውስትራልያ ፡ ነዚ ውዕል እዚ ከተግብራ መብጽዓ ኣትየን እየን። በዚ ድማ ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ካብ ኵሉ ንላዕሊ ደገፍ ዘለዎ ውዕል እዩ ። ናይዚ ሰሙን "ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ንቆልዑ ኣብ ኣውስትራሊያ እንታይ መሰላት ከምዘለዎም ከምኡ" ውን ብኸመይ ብናይ ኣውስትራሊያ ሕጊታት ከምዝሕለዉ ዝገልጽ እዩ ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
መሰላት ቆልዑ ኣብ ኣውስትራሊያ (ሰሙናዊ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 11/05/2022 10:06 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (04 ሓምለ 2022) 04/07/2022 57:26 ...
"ዘየዳግም ስጉምቲ ክንወስድ ኢና።" ፊ/ማ/ብርሃኑ ጁላ። "ብሓይሊ ኮነ ብሰላም ኣገዳሲ ምድላው ንገብር ኣለና" ጀ/ ታደሰ ወረደ 04/07/2022 09:55 ...
ክትዕ፣ ቆይቂ፣ ጸርፊን ነገርን ዘብዝሕ ኣውስትራልያዊ ኮኾብ ቴኒስ ኒክ ኪርዮስ ርእይቶ ሰባት ይመቓቕል 04/07/2022 11:27 ...
"ኣፍሪቃዊያን መንእሰያት ፖሊስ ኮይኖም ክሰርሑ ኢና ንሕግዞም ዘለና።" ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ ኣካያዲ Africause 04/07/2022 14:05 ...
ሆንግኮንግ ናብ ቻይና ዝተረከበትሉ መበል 25 ዓመት ኣብተኽብረሉ፡ ምስ ቻይና ምጽንሓ ረቢሓዶ ተጎዲኣ፧ 03/07/2022 04:59 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (30 ሰነ 2022) ፖድካስት 30/06/2022 55:12 ...
ኮሚሽነር ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ዘሎ ወጥሪ ሃዲኡ ብልዝብ ክፍታሕ ጸዊዖም። 30/06/2022 17:17 ...
ኔቶ ንዩክሬን ቀታሊን ዘይቀታሊን ሓገዝ ክህብ ቃል ይኣቱ። ቱርኪ ንሽወደንን ፊንላንድን ናብ ኔቶ ንምጽንባር ከተስምዖ ዝጸንሐት ተቓውሞኣ ተልዕል 30/06/2022 05:20 ...
"ምምህርና ፍልጠትካን ትምህርትኻን ንኽትውስኽ ዝሕግዝ ሞያ እዩ።" ዝርርብ ምስ መም/ ጀማል እኩድ 29/06/2022 12:56 ...
View More