ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ምምራጽ ንወለድን ውሉዳትን ዘይተጸበይዎ ውጥረት ከስዕበሎም ይኽእል እዩ ።ስድራ ቤታት ገለ ኣገዳሲ ዝዀኑ ነገራት ብምሕሳብ ፡ ንውሉዶም ይኸውንዩ ዝብልዎ ንዅነታቶም ዝሰማምዖም እንታይ ምዃኑ ንምፍላጥ ፡ ሓበሬታ ንምርካብ ላዕልን ታሕትን ክብሉ ይኽእሉዮም።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ናይ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ምምራጽ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ )
Woodwork class Source: Getty Images