Coming Up Mon 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

መንግቲ ኣውስትራሊያ ነቲ ተኸሲቱ ዘሎ ቅልውላው ባርዕ ጫካን ዝህቦ ዘሎ ግብረ መልሲን፡

Source: AAP

መንግቲ ኣውስትራሊያ ነቲ ተኸሲቱ ዘሎ ቅልውላው ባርዕ ጫካን ዝህቦ ዘሎ ግብረ መልሲን ዝወስዶ ዘሎ ስጉምቲ ክሊማ ተወቒሱ። ቀዳማይ ሚኒስተር ስኮት ሞሪሰን ነዚ ዝከላኸል መልሲ ይህብ። ባርዕ ንኽጋደድ ለውጢ ክሊማ ግዲኡ ጌሩ ክከውን ይኽእልዩ እንተኾነ ዕደና ኮልን ጽኑዕ ፖሊሲ ብዛዕባ ምፍናው ካርቦን ናብ ኣየር መፍትሒ ክኸውን ኣይክእልን’ዩ ኢሉ ከምዝአምን ሚስተር ሞሪሶን ገሊጹ አሎ፡፤

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
መንግቲ ኣውስትራሊያ ነቲ ተኸሲቱ ዘሎ ቅልውላው ባርዕ ጫካን ዝህቦ ዘሎ ግብረ መልሲን፡ 23/12/2019 05:06 ...
ሊብያ፥ ታሽዓይ ዓመት ለውጢ እናጸምበለት ኣብ ግጭት ዘላ ሃገር 27/02/2020 04:49 ...
ሓጺር ታሪኽ ህይወት ነበር ፕረሲደንት ግብጽኢ ሑስኒ ሙባረክ 27/02/2020 06:10 ...
መሰል ዝምድና ተመሳሰልቲ ጾታ ኣብ ኣውስትራሊያ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 27/02/2020 11:14 ...
“ናይ ኢትዮጵያን ትግራይን ምፍታሕ ከም ናይ ካቶሊክ ፍትሕ እዩ።” ሳልሕ “መሰል ዓርሰ ዉሳነን ሃገር ምዃንን ዝብል ሕቶ፥ ንትግራይ እቲ ዝነኣሰ ሕቶ እዩ።” መረሳ 26/02/2020 47:46 ...
ኣብ ከተማ ኣምቦ ኣብ ልዕሊ ናይ ደገፍ ሰላማዊ ሰልፊ ዝገብሩ ዝነበሩ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ ተፈጺሙ። (ካብ ዜናታት) 24/02/2020 07:53 ...
ጭንቀት ናይቶም ኣብ ሕምብርቲ ለብዳ ቫይረስ ዝኾነት ክ/ሃገር ሁበይ ዝርከቡ ዜጋታትን ጥርዓንን 24/02/2020 03:55 ...
ኣብዚ ቕነ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት 24/02/2020 10:19 ...
“ዉዒሉ ሓዲሩ ደጀን ኤርትራዊያን ተጋሩ፡ ደጀን ተጋሩ ድማ ኤርትራዊያ እዮም።” ስየ ኣብርሃ 24/02/2020 06:14 ...
"ኢሳያስ ኣፈወርቂ ናብ ሜዳ ዝወረደ ብሚሽን (ተላኢኹ) እዩ፡ ዝብል እምነትዩ ዘሎኒ።" ዶ/ር መሓመድኬር ዑመር 22/02/2020 49:49 ...
View More