Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

“ዉድብ ዘይኮነ ንቕድሚት ክመጽእ ዘለዎ ሕጂ፡ እቲ ህዝቢ’ዩ በብወከልቱ ጌሩ ናብ ናይ ሓባር ትካል ክመጽእ ዘለዎ።”(ካልኣይ ክፋል ዘተ ምስ ኣቶ በየነ ገረዝግሄር)

Source: Beyene Ghebregziabher

"እታ ሃገር ነቶም ዓበይቲ ትማሊኦም’ያ ነቲ መንእሰይ’ከኣ ጽብሑ’ያ፡ ስለዚ ካባና ተመሃሩ ኢልካ ኣብቲ ነቲ መንእሰይ ጽብሑ ዝኾነት ሲቪላዊ ኣተሓሳስባ ኣምጺእካ ክትመርሖም ይከኣል’ዩ።" ዝብል ትሕዝቶ ዘረባ ዘለዎ፡ ካልኣይ ክፋልን መወዳእታን ዘተ ብዛዕባ ምቛም መንግስቲ ኣብ ወጻኢ ምስ ኣቦ-መንበር ምንቅስቓስ ብሩህ መጻኢ ኤርትራ ኣቶ በየነ ገረዝግሄር። [node_list uuid="ff8f4060-0e63-401b-bf9f-08ea2ef08444"]

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
“ዉድብ ዘይኮነ ንቕድሚት ክመጽእ ዘለዎ ሕጂ፡ እቲ ህዝቢ’ዩ በብወከልቱ ጌሩ ናብ ናይ ሓባር ትካል ክመጽእ ዘለዎ።”(ካልኣይ ክፋል ዘተ ምስ ኣቶ በየነ ገረዝግሄር) 26/03/2021 13:29 ...
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ሱዳን ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ግብጺን ዑደት ይገብር ኣሎ። (ካብ ሓጸርቲ ጸብጻብ) 05/05/2021 06:07 ...
ኣብ ኣውስትራሊያ ብናጻ ቋንቋ እንግሊዝኛ ምምሃር ይከኣል’ዩ። (መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 05/05/2021 07:55 ...
'ናይ ሓባር ኢፍጣር ወለዶታት ብሓንሳብ ክንእከብን ሃይማኖትን ባህልን ናብ ዝቕጽል ወለዶ ከነመሓላልፍን ይሕግዘና' - ኣማን ኣሕመድ ጣሃ 04/05/2021 09:57 ...
ኣብ ዙር ሩዋንዳ ሓደስቲ መንእሰያት ንኤርትራ ወኪሎም ይሳተፉ፣ ቀዳማይ መድረኽ ኮሎምቢያውያን ይዕብልሉዎ 03/05/2021 12:05 ...
'ኣብ’ዚ እዋን ምሉእ ትግራይ ክኽየድ ይከኣል፡ ኣብ ገለ ቦታታት ግን ረዲኤት ንምብጻሕ ወተሃደራዊ መሰነይታ የድሊ' ዲና ሙፍቲ 03/05/2021 11:20 ...
ኢትዮጵያ: ግብጽን ሱዳንን መጥቃዕቲ ክኸፍታ ከም ዝኽእላ ካብ ምሕንሓን ሓሊፈን ወተሃደራዊ ስምምዕ ተፈራሪመን ክትብል ኣብ ባይቶ ፀጥታ ሕ/ሃ ከሲሳ። 03/05/2021 06:11 ...
“ነቶም ናብ ዓመጽ ዘዋፍሩ እናኾነንና፡ ኣብ ጎኒ ዉጹዕ ህዝቢ ደው ኢልና ነንሕድሕድና ብፍቕርን ብሰላም ንንበር።” 01/05/2021 26:27 ...
ዕለታዊ ዜና 29 ሚያዚያ 2021 SBS ትግርኛ 29/04/2021 14:53 ...
"ናጽነት ተረኺቡ'ዩ ግና ሓርነት ኣይተረኽበን ኢልካ በዓል ናጽነት ኣይምልከተናን'ዩ ምባል ሓላፍነታዊ ኣይኮነን።" 29/04/2021 26:36 ...
View More