ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዲክን ተመራማሪ ማሕበራዊ ስነ ፍልጠት ዝኾነ ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ ኣብዚ ቅሩብ እዋን "Racism in Australia Today" ዝብልን ብትግርኛ ድማ መቐጸልታ ናይ ቅጺ ሓደ ዝኾነት "ታሪኽ ቤተ ክርስትያን ቁ። 2" ኣሕቲሙ ኣብ ዕዳጋ ዊዒላ ትርከብ። ብዛዕባ መጻሕፍቱ ኣዕሊሉና ኣሎ።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ዕላል ምስ ጸሓፊ ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ፡ ብዛዕባ ዝጸሓፎም መጻሕፍቲ።
Emanuel Elias Source: Supplied