ኣብ ከተማ መልበርን ዝተፈላለያ ኣብ ትሕቲ ንግዳዊ ስም/ፍራንቻይዝ ኮፊ-ክለብ (COFFEE CLUB) ዝካየዳ ሓያሎ ቤት መሸጣ ቡናት/ካፈተርያታት ምስ መጻምድቱ ኮይኑ ዝውንን ኣቶ ሰመረ ተዓረ ንግዳዊ ዋኒኑ በዚ ሓድሽ ኩነታት ለበዳ ከመይ ከምዝተተንከፈ ክገልጸልና ዓዲምናዮ።
ለበዳ ኦሚክሮን ንንግዲ ዝያዳ እንተሃሰዮ'ኳ ንጹርነት መምርሒታትን እምነት ህዝቢ ኣብ ኣተሓሕዛ ለበዳ ብመንግስታትን ተራ ኣለዎ - ፍራንቻይዚ ኣቶ ሰመረ ተዓረ
Source: SBS Tigrinya