ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ፡* ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረሽ ድሕሪ ናይ ልዕሊ ሓደ ዓመት ኩናት ሓድሕድ ኣብ ኢትዮጵያ ጭቡጥ ጻዕሪ ንምምጻእ ሰላም ምህላው ከምዘሐጎሶ ገሊጹ* ሓደ መንእሰይ ብጉዳይ ኣብ ደቡብ ከተማ ሲድኒ ዝተሰርቁ $150 ሚልዮን ዶላር ዘውጽእ ልዕሊ 42 000 መመርመሪታት ራፒድ ኣንቲጀን ቴስት ተታሒዙ* ንሕክምና ዝኾኑ ኣቑሑት ዘመሓድር ትካል The Therapeutic Goods Administration [[T-G-A] ንክልተ ብኣፍ ዝውሰዱ ጸረ ቫይረስ መድሃኒታት-ኮቪድ-19 ግዝያዊ ፈቓድ ሂቡ* ኖቫቫክስ ክታበት ኮቪድ-19 ኣብ ኣውስትራልያ ኣብ ጠቕሚ ክውዕል ጸዲቑ* መደብ ሃገራዊ ምምላስ ናብ ቤት ትምህርቲ ንህጻናት ኣውስትራልያ በብምሕዳራቱ ክግለጽ ምኻኑ ተገሊጹ
'ኣብ ኢትዮጵያ ጭቡጥ ዝኾነ ጻዕሪ ንምምጻእ ሰላም ምህላው' ንዋና ጸሓፊ ው. ሕ. ሃ. ኣሐጒሱ
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ Source: Getty