Coming Up Thu 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

“ድሕሪ ሓደ መዓልቲ ከምንመውት፡ 90 ዓመታት ድማ ከምንጸንሕ ሓሲብና ንንበር።” መሓረና ይከኣሎ

ኣብ ወጻኢ ክንነብር ከለና፡ እቲ ኣገዳሲ ልዕሊ ፖለቲካ ቁጠባ ምዃኑ ብሩህ እዩ። ገንዘብ ንምርካብ ለይትን መዓልቲን ላዕልን ታሕትን ክበሃል ኣለዎ፡ ገንዘብ ግን ብኸመይ እዩ ዝርከብ? ንምንባር ጥራይ ዘይኮነስ ንምህብታም፡ ዕዳ ኣገዳሲ ድዩ? ብኸመይከ ንጥቀመሉ? ኣየናይ መገዲ እዩ፡ ኣብ ሓጺር ግዜ ካብ ዕዳ ናይ ገዛን ካልእን ኣገላጊሉ ርሁው ናብራ ዘውህበና፡ ነዚኣቶም መሰልቶምን ጉዳያት ዝምልከቱ ኣገደስቲ ዛዕባታት ናይ ምንባር ሜላታት ምስ ወሃቢ ኣገልግሎትን ኪኢላ ፋይናንስን ኣቶ መሓረና ይከኣሎ ካብ ተክሳስ ኣመሪካ ዝገበርናዮ ትምህርታዊ ዕላል ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
“ድሕሪ ሓደ መዓልቲ ከምንመውት፡ 90 ዓመታት ድማ ከምንጸንሕ ሓሲብና ንንበር።” መሓረና ይከኣሎ 18/09/2019 54:20 ...
ህወሓት ንዝተጀመረ ዝምድና ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ክድንፍዕ ምስ ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ዝከኣሎ ከምዝሰርሕ ገሊጹ:: 17/10/2019 07:46 ...
“ኩሉ ነገርና ምስ ፖለቲካ ተኣሳሲሩ’ዩ፡ ዋላ ስቕ እንተበልካ ፖሎቲካ እዩ ኾይኑ።” ሳብሪናን ኣድያምን 16/10/2019 20:37 ...
ጥምየት ንምውጋድ፡ ብዝሒ ህዝቢ ዓለም ምጉዳል 16/10/2019 04:41 ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይን ፕሬዝዳንት አብደል ፋታሕ አል ሲሲ ክራኸቡ እዮም:: (ካብ ዜናታት) 14/10/2019 06:22 ...
ኣብ ኡጋንዳ ደሃዮም ጠፊኡ ዝነበረ መንእሰያት ኣባላት ሕርይቲ ጋንታ ኤርትራ ስቕታኦም ሰቢሮም 14/10/2019 14:50 ...
“ንሕና በጃ ህዝቢ እምበር ወኪል ህዝቢ ኤርትራ ክንከውን ኣይንደልን ኢና።” ካብ ማ/ሰብ ኤርትራዊያን ኲንስላንድ 14/10/2019 24:42 ...
ጃፓን ብሓያል ህቦቡላዊ ዝናብ ትውቃዕ 14/10/2019 04:49 ...
ሰብ ሃብቲ ትግራይ፡ ባንኪ ትግራይ ከምስርቱ መዲቦም። (ጸብጻብ) 14/10/2019 09:04 ...
“እዚ ንዶ/ር ኣብይ ተዋሂቡ ዘሎ ሽልማት፤ ንመጻኢ ንኽሰርሕ ከም መተባብዒ ጥራይ’ዩ ክውሰድ ዝኽእል” ዘተ ምስ ዶ/ር መብራህቱ፡ ኡስታዝ ሑሴንን ዶ/ር ኣማኒኤልን። 12/10/2019 51:17 ...
View More