Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

እዚ ተዋሂቡ ዘሎ ዕድል ሰላም 'ናብ ሰላማዊ ልዝብ' ዘየምርሕ እንተኾይኑ ኲናት ክቕጽል'የ ይብል ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ

Source: SBS Tigrinya

ሓጸርቲ ጸብጻባት ዜና፡* ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ እቲ ንሰላም ዝተዋህበ ዕድል ‘ናብ ሰላማዊ ድርድር’ ከምርሕ እንተዘይኮይኑ ኲናት ክቕጽል ከምዝወሰነ ኣፍሊጡ፡ * ኣብ’ዚ ቀረባ እዋን ኣብ ልዕሊ ሸውዓተ ከተማታ ትግራይ ብደብዳብ ነፈርቲ ንዝተቐትሉ ሰላማውያን ሰባት ናይ ሰለስተ መዓልቲ ሓዘን ክግበር ኣዊጁ፡ * ብመንግስቲ ኢትዮጵያን መሻርኽቱን ዝቕጽል ዘሎ ዕጽዋ ኣብ ትግራይ ‘ገሃነም’ ዝመስል ‘ጸርፊ ንሰብኣውነት’ ከምዝፈጠረ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ፡ * መጠን ሓደጋታት ኣብ ኤርትራ ኣብ 2021 ብኣስታት 28.8 %፡ መጠን ገበናትን በደላትን ድማ ብ14.5% ካብ’ቲ ብ2020 ዝነበረ ከምዝወሰኸ ፖሊስ ሓቢሩ፡ * መንግስቲ ኢትዮጵያ ንስሙያት ፖለቲከኛታት ኣቦይ ስብሓት ነጋን ጃዋር መሓመድን ብምፍትሑ ናብ’ታ ሃገር ተዓዲሞም ዝኣተዉ ዳያስፖራ ከም ዝተቖጥዑን ገለ ከኣ ቲኬት ነፋሪት ቀይሮም ዝተመልሱ ከም ዘለው ተሰሚዑ፡ * ፖለቲከኛ ጃዋር መሓመድ ምስ ብጻዩ ኣቶ በቀለ ገርባ ብወገኖም መቕተልቲ ስነጥበባዊ ሃጫሉ ሁንዴሳ ክጻረ፣ ሓድሕዳዊ ኲናት ደው ኢሉ ምይይጥ ክጅመር ጸዊዖም

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
እዚ ተዋሂቡ ዘሎ ዕድል ሰላም 'ናብ ሰላማዊ ልዝብ' ዘየምርሕ እንተኾይኑ ኲናት ክቕጽል'የ ይብል ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ 13/01/2022 09:11 ...
ቀጥታ ፈነወ SBS ትግርኛ (19 ግንቦት 2022) 19/05/2022 56:51 ...
ኢትዮጵያ ንውዕል ኣልጀርስ ቀጻሊ ረብሓታት ንከውሕስ ዳግም ትፍትሾ ከም ዘላ ም/ቀ ሚንስተርን ሚንስተር ጉዳይ ወጻኢ ደመቀ መኮነን ተዛሪቡ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 19/05/2022 07:04 ...
"ወያነ ንኲናት ኣንቂዶም ኣለዉ" መንግስቲ ኤርትራ “ኩሉ ግዝኣት ትግራይ ብሰላም ወይ ብኻልእ ሓራ ከይወጸ ጠጠው ዝብል ነገር የለን።” ጌታቸው ረዳ 18/05/2022 02:42 ...
ናይ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ምምራጽ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ) 18/05/2022 09:40 ...
ምርጫ 2022: ሰልፊ ግሪንስ 18/05/2022 07:46 ...
"ጀላል ያሲን ናብ ሓይልታት ምስመጻና ሮል ሞዴልና/ ኣብነትና'ዩ ኔሩ።" ዮሃንስ ጸጋይ 17/05/2022 21:42 ...
ቢንያም ግርማይ ካብ ዝለዓሉ ተቐዳዳምቲ ጂሮ ብምዃን ይቕጽል፣ ኢትዮጵያ ኣብ ዓዳ ክካየዱ ዝግበኦም ግጥማታ ኣብ ማላዊ ከተካይዶም'ያ 16/05/2022 12:07 ...
ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (16 ግንቦት 2022) 16/05/2022 56:52 ...
ቀ/ሚንስተር ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ቀጻሊ ቀንዲ ቆላሕታኡ ትግራይ ዘይኮነስ ቀይሕ ባሕሪ ምዃኑ ምዝራቡ ይግለጽ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 16/05/2022 08:51 ...
View More