ኣብዚ ቅሩብ እዋን ምስ ፖለቲከኛ ኣሉላ ሰሎሞን ድሕሪ ዝገበርናዮ ቃለ መሕትት፤ ኣብገለገለ ዝበሎም ኣበሃህላታት ዘይተቐበልዎ ኤርትራዊያን ሰማዕቲና ርእይቶታት ክሰዱልና ቀኒዮም ኣለዉ። ነዚ ምርኩስ ብምግባር፡ መስርሕ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብምንታይ ኩነታት ኣሎ፡ ተራ ህወሓት ኣብ መስርሕ ሰላምን ምሕንጻጽ ዶብን ናይ ዝተፈላለዩ ኤርትራዊያን ርእይቶ ምርኩስ ብምግባር ኣቶ ዳኒኤል መሓሪን እስራኤል ሓደራን ርእይቶኦም ሂቦሙና ኣለዉ።
ዘተ ኤርትራዊያን ብዛዕባ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ተራ ህውሓት ን ርክብ ህዝቢታትን
Source: EBC